ቑፅሪ /ቁጥር/ Ref. No : ዕድ/ፋይ/02-27/18
ዕለት/ቀን/ 09/03/2018ዓ/ም
ምልክታ ፕሮፎርማ
ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መዝገብ ቤት ሩፍሩፍ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ሰራሕተኛ ከስርሕ ይደሊ፡፡ ስለዚ ነዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 09/03/2018ዓ/ም ክሳብ 11/03/2018ዓ/ም ኣብ ውሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፓስታ ናብ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክ/ት ቢሮ ቁፅሪ 268 ንክተቕርቡ ንዕድም፡
| ታ/ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር | መዐቀኒ | መለክዒ | በዝሒ | ጠቕላላ ዋጋ ብር | መብረሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ናይ መዝገብ ቤት ሩፍሩፍ ናይ ጉልበት ስርሕ | 4 ሜትሮ ×4.50ሳ/ሜ | ቁፅሪ | 07 | |||
| 3 ሜትሮ ×4ሜትሮ | ቁፅሪ | 03 |
✓ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ዝተሓድሰ ንግዲ ፍቓድ ክተቅርቡ ትኽእሉን፤
✓ ቲን ቁፅሪ (TIN No) ዘለዎን ከትሕዝ ዝኸእል፤
✓ ብመቅረባይነት ዝተመዘብኩም፤
✓ ዘቅርቦም መረዳእታ ነኒሕድ ሕድ ፎቶ ኮፒ ጌሩ ከቕርብ ዝኸእል፤
✓ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ይቁፀር፤
✓ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ኮሚሽንና ብምውሳድ ብናትና መቅረቢ ዋጋ መሊኡ ከቅርብ ይግባእ፤
✓ ፓስታ ዝዕፀወሉ ዕለት 11/03/2018ዓ.ም ድሕሪ ሰዓት 8:30፤
✓ ፓስታ ዝኸፈተሉ ዕለት 11/03/2018ዓ.ም ድሕሪ ሰዓት 9:00፣
✓ ሰዓረይ ዝኾነ ተወዳደራይ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ብፅሬት ስሪሑ ከረክብ ዝኽእል፤ ✓ ኮሚሽንና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ምዃኑ፤
✓ ፐሮፎርማ ኣብ ዝኸፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ዝኸእሉ ምዃኖም፤
✓ ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ ጥቓ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ኮምፕሌክስ ህንፃ ቢሮ ቁፅሪ 268 ንርከብ፣
✓ ስልኪ ቑፅሪ 03 44 40 44 17
ድሕሪት