ቤት ህንፀት መቐለ አብ ግቢ ቤት ህንፀት ዝርከብ ሕርሻ ዝተአከበ ሰለስተ ኩምሪ ስርናይ ብዘመናዊ ክራይ ተካርዩ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዓውዲ ከእቲ ይደሊ

ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

ቤት ህንፀት መቐለ አብ ግቢ ቤት ህንፀት ዝርከብ ሕርሻ ዝተአከበ ሰለስተ ኩምሪ ስርናይ ብዘመናዊ ክራይ ተካርዩ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዓውዲ ከእቲ ይደሊ::

ታ.ቁዓይነት ንብረትመለክዒበዝሒናይ ሓደ ኩንታል ዋጋመብርሂ
ብር
1ሰለስተ ኩምሪ ስርናይ ብዘመናዊ መክየዲት ማሽንሄክታር3+ ኩምሪ

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1 በዚ ስራሕ ዘርፊ እዚ ናይ 2017/2018ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን ቲን መፍለዪ ቁፅሪ ዘለዎ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል

2/ ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ስልዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ሓደ ኩንታል ዋጋ ብምምላእን ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብ ዋጋ ናይ ጨረታ መምልኢ ተመሊኡ ክቐርብ ኣለዎ

3/ እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 08/03/2018ዓ/ም ክሳብ 11/03/2018ዓ/ም ሳዓት 8.30 ፀኒሑ ሳዓት 9፡00 ይኸፈት

4 ሰዓሪ ዝኾነ ተወዳዳሪ ሰዓሪ ኮይኑ ምስተነገሮ እቲ ዝክየድ ዓውዲ ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ንቤት ህንፀት መቐለ አክይዱ ምስ አረከበ ካብ ጠቕላላ ዋጋ ዝሰዓሮ ዝኸፈሎ ገንዘብ ልዕሊ 10000ብር እንተኾይኑ ዊዝ ሆልድ ታክሲ 3% ዝኸፍል ምኻኑ ክፍለጥ ኣለዎ

5 አከፋፍላ ገንዘብ ዝምልከት ሰዓሪ ዝኾነ ተወዳዳሪ ሰዓሪ ኮይኑ ምስተነገሮ እቲ ዝኽየድ ዓውዲ አኸይዱ ምስ ወደአ በቲ ናይ ሓደ ኩንታል ዝመልኦ ዋጋ ተራቢሑ ይክፈሎ

6 መስራቤትና ዘሐሽ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኮይኑ እዚ ጨረታ ከም ዉዕል ኮይኑ የገልግል

7 ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0975452063/0914120805 ምሕታት ይከኣል

ቤት ህንፀት መቐለ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s