ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ ብምጭራትን ንሽድሽተ ወርሒ ዉዕል ብምእሳር ክትገዝእ ትደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 30, 2008 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 12, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 12, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

በዚ መሰረት አብዚ ዉድድር ክትሳተፉ እትደሊዩ ተወዳደርቲ

  1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ::
  2. ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍለይ ቑፅሪ (TIN NO) መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
  3. ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
  4. ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእል::
  5. ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ 10000 /ዓሰርተ ሽሕ/ ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ::
  6. ሰዓራይ ኣብ ዝተሓተተሉ ከእቱ ዝክእል
  7. ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ንኤሌክትሮኒክስ 50 (ሓምሳ ብር) ብር ብምኽፋል ካብ ማ.ል.ት ቤ/ፅሕፈት ቑፅሪ 400Â ክወስዱይኽእሉ::
  8. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ን ቢድቦንድን ማሕተም ገይሮም ብኢንቨሎፕ ብምእሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 27 ሓምለ/2008 ዓ/ም ክሳብ 12 ነሓሰ /2008 ዓ/ም ስዓት 8:00Â ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቑፅሪ 400 ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብር ይግባእ::
  9. ናይቲ ኣቅሓ ዝርዝር ድሌት መግለፂ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘቅርቦ ናይ ዋጋ መቅረቢ ቅጥዒ ወፃኢ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ተቐባልነት ይብሉን
  10. እቲ ጨረታ ነሓሰ 12/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት : 8:30Â ድሕሪ ቐትሪ ኣብ ቢሮ ቑፅሪÂ 415Â ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዝተረኸብሉ ይኽፈት ::
  11. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  12. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪÂ 0344406944 ምድዋል ይከአል እዩ:;
ድሕሪት
ጨረታ መደብ