ኣብ ላዕሊ ከምዝተሓበረ ላጪ ጥዕና ጣብያ ንዘለዎ ናይ ቁልፍታት ፀገም ንምፍታሕ ካብ ዘለዉሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ናይቲ ተገሊፁ ዘሎ ንብረት ዋጋ መሊእኩም ንክተቅርቡልና ንገልፅ።

ቁፅሪ 3346/ወ-014/18

ዕለት 03/02/2018 ዓ/ም

ናብ ዝምልከቶ ኩሉ

ዋኒኑ - ብዛዕባ ናይ ንብረት ፕሮፎርማ ምምላእ ይምልከት

ኣብ ላዕሊ ከምዝተሓበረ ላጪ ጥዕና ጣብያ ንዘለዎ ናይ ቁልፍታት ፀገም ንምፍታሕ ካብ ዘለዉሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ናይቲ ተገሊፁ ዘሎ ንብረት ዋጋ መሊእኩም ንክተቅርቡልና ንገልፅ።

ተ.ቁናይ ንብረት ዓይነትዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ ዋጋ
1ናይ ሎኮራት ቁልፊቀዳይ ደረጃብቁፅሪ10
2ናይ በሪ ቁልፊኮብራቀዳማይ ደረጃብቁፅሪ05
3ፒንሳብቁፅሪ02

ተጫረቲ ክተማልኡዎ ዝግበአኩም ረቃሕታት

1. በቲ ዘርፉ ናይ 2018ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ, ቲን ናምበር ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬትን ናይቲ ድርጅት ሕጋዊ ማህተምን ፌርማን ክግበረሉ ይግባእ።

2. እቲ ፕሮፎርማ ካብ 04/02/2018 ዓ/ም ክሳብ 06/02/2018 ዕለት አብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲአብ አየር ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ሰዓት 8:00 ዕለት 06/02/2018 ዓ/ም ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 06/02/2018ዓ/ም ሰዓት 8:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ላጪ ጥዕና ጣብያ ይከውን።

3. እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን ።

4. ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ፅሬቱ ዝሓለወ ንብረት አብ ውሽጢ 10ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘረክብ እቲ ንብረት ብትክክል ምእታዉ ምስ ተረጋገፀ ቤት ፅሕፈት አብ ውሽጢ 15ተ መዓልቲ ክፍሊት ይፍፅም

5. ክትዋዳደሩ ትደልዩ ተዋዳደርቲ ናይ TOT/VAT ተመዝገብቲ ክትኮኑ ይምረፅ

6. እቲ ፕሮፎርማ አድላይ ኮይኑ ተዘይ ተረኪቡ ቤት ፅሕፈት ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ይህልዎ።

ክንዲ ቤት ፅሕፈት ፈለግ ዳዕሮ ጥዕና ጣብያ

ፕሮፎርማ መቅረቢ

ፌርማ--

ሽም-

ዕለት

ፌርማ-

አድራሻ:-ላጪ ጥዕና ጣብያ ስ/ቁ0942769463 /0985003613

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s