ን3ይ ግዘ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቑ 05/18
ኮሚሽን ስፖርት ክ/ትግራይ ናይ ስፖርት ሜዳልያን ዋንጫን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ተወዳደርቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቛሒታት
1. ተወዳደርቲ ካብ 03/02/2018 ዓ/ም ክሳብ 06/01/2018 ዓ/ም ናይ ስራሕ ሰዓት ዝርዝር ስፔስፊኬሽን ካብ ቢሮ ቐፅሪ 23 ምውሳድ ትኽእሉ ፡፡
4. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 06/02/2018 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ዕለት 06/02/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይኸፈት
3. ተወዳደርቲ ናይ 2017 ዓ/ምን 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ቲን ናምበር ኮፒ ከቅርቡ ኣለዎም
5. ኮሚሽና ዝሓሽ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ.
6. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል የገድድን
7. ስዓራይ ኣካል ዘሸነፎም ኣቑሑት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ብቲ ዝወፀ ስፐሲፊክሽን መሰረት ትኸኸለኛነቶም ምስተረጋገፁ ናብ ቢሮና ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ይገብር፣
➢ ቢሮና ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ሓበራዊ ሀንፃ
➢ ንዝበለፀ ሓበሬታ ስልኪ ቑፅሪ 0914766863 ወይ 0979787733 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ
ድሕሪት