ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ UNCEF ብዝረከቦበጀት ኣብ ወረዳ እንደርታ ፍሉይ ቦታ ሓዉሶዎ ዝስራሕ ናይ መስተ ማይ መስፋሕፊሒ ፕሮጀክት ዝወዕል ብክክል ብርኪ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ደረጃ 8 ልዕሊኡን ዝኮንኩም ሕጋዊያን ኮንትራክተራት ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጳጉሜን 1, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 80000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 600.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 26, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ስራሕቲ ማይ / ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 መከበሪ ጨረታ 80000 ቅረሺ

2 ናይቲ ፕሮጀክት ቦታወረዳ እንደርታ ፍሉይ ቦታ ሓዉሶዎ ዝስራሕ ናይ መስተ ማይ ምስፋሕፍሒ ፕሮጀከት

3 ናይ 2017 ዓም ናይ ማይ ስራሕቲ ፍቃድ ዘለኩም

4 በቲ ዘፈር ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

5 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለኩም

6 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም

7 ናይ ወርሒ ሰነ 2017 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥክምሉ መረዳአታ ክተቅርቡ እትክእሉ

8 ዝተዳለወ ዝርዝር መዓቀኒ እዚ ናይ ዕድም ደብዳቤ ብቤሄራዊ ሬድዩ ድምፂ ወያነ ሬድዩ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ንቁፅሪ 11 ዘይምለስ 600 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል

9 መከበሪ ጨረታ 80000 ቅርሺ ብመልክዕ ስፒኦ ወይድመኛ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ባንኪ ዉሕስና ምስቲ ቴክኒካል ሰነድ ጨረታ አታሒዞም ከቅርቡ ዝክእሉ

10 እቲ ጨረታ 26/1/2018 ዓም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ በተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክበሉ ይክፈት

11 ተጫረቲ ሐደ ዋና ቴክኒካልን ሐደ ዋና ፋይናንሻልን ሰንድ ነንሕድሕዱ በበይኑ ብፖስታ ዝተዓሸገ ሐደ ቅደሕ ቴክኒካል ክልተ ቅዳሕ ፋይናንሻል ሰነድ ነንበይኑ ብፖስታ ዝተዓሸገ ሰነድ ብምቅራብ ብዝባን እቲ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ብግልፂ ክቀርብ አለዎ

12 ከምእዉን ናይቲ ትካል ማህተመን ፊርማን ክዓርፎ ይግባእ

13 ናይ ጨረታ መክፍትን ምዕፀዉን ኣብ ባ”ለ እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝክፈት ይከዉን

እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0975462316

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s