ምዝርጋሕ ተበፃሕነትን ስርዓት ምዕባይን (EASE) ናይ ኤሌክትሮኒካዊ ንብረት ኣቅሑትን ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ክግልግልን ይደሊ

ዕድመ ጨረታ - ኤሌክትሮኒካዊ ንብረት ንፕሮጀከት ሩፍታ ሲኤፍኤስ

1. ኣውፃኢ ትካል

ምዝርጋሕ ተበፃሕነትን ስርዓት ምዕባይን (EASE) ኣድራሻ: ዓዲ ሓኪ ክፍለ ከተማ መቐለ ትግራይ ቴሌፎን: +251 95 435 9853

ኢመይል: [email protected] ዌብሳይት: www.easeing.org

2. ድሕረ ባይታ ፕሮጀክት

እዚ ዕድጊት ኣካል ናይቲ ብዓ.ዲ.ኤ ዝምወል ፕሮጀክት ምዕባይ ህፃናት ሩፍታ ኣብ መቐለ ትግራይ እዩ። EASE ኣብቲ ማእከል ህጻናት ንኽጥቀሙሉ ዝሕግዙ ኤሌክትሮኒካዊ ትምህርትን ስርሒታዊ መሳርሒታትን ንምዕዳግ ይጽዕር ኣሎ።

3. ክቐርቡ ዘለዎም ነገራት 

ተቁመግለጺ ኣቕሓመጠን
1ላፕቶፕታት (HP EliteBook, 17, 8th Gen, 512GB SSD)4
2ናይ ዴስክቶፕ ኮምፒተር (Dell 3060, Core i5, 8th Gen)1
3ፕሮጀክተር (ኤፕሰን 51)1
4ጀነሬተር1
5መጓዓዝያን ምትካልን1 ኣገልግሎት

4 ጨረታ ዘድልዮም ነገራት

ብቑዓት ተጫረቲ እዞም ዝስዕቡ ከቕርቡ ኣለዎም

- ዝተሓደሰ ፍቓድ ንግዲ

– ምዝገባ TINVAT

– ፍቓድ ኣፍራዪ (ኣድላዪ እንተኾይኑ)

- ቴክኒካዊ ስፔሲፊኬሽንን ሓበሬታ ዋሕስን

- ዋጋ ምጥቃስ እንተነኣሰ ን30 መዓልታት ዝፀንሕ እዩ።

5 መምርሒ ምቕራብ ጨረታ

• ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት: 18 ነሓሰ 2025 ዓ/ም

• ናይ መወዳእታ መዓልቲ ምቕራብ: መስከረም 2, 2025 (15 ናይ ዓውደ ኣዋርሕ)

• ምቕራብ ኣድራሻ: ቤት ፅሕፈት ኢ.ኣ.ሰ.ኢ., ከፍለ ከተማ ዓዲ ሓኪ፣ መቐለ • ጨረታ ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ብንፁር:

• ጨረታ ኤሌክትሮኒክስ ንብረት – መወከሲ ቁፅሪ: EASE/PROC/ELC/2025/01' ዝብል ምልክት ዘለዎ ክቐርብ ኣለዎ።

6 መኽፈቲ ጨረታ

• ዕለት: መስከረም 2, 2025

• ሰዓት: 10:00 AM

• ቦታ: ቤት ፅሕፈት EASE, መቐለ

• ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብቲ ኣኼባ ክትሳተፉ ትኽእሉ ኢኹም።

7. መዐቀኒታት ገምጋም

ዝቐረቡ ጨረታታት ብዝስዕብ መሰረት ይግምገሙ:

- ተወዳዳርነት ዋጋ

– ምስ ቴክኒካዊ ስፔሲፊኬሽን ምኽባር

- ናይ ምቕራብ ግዜ

- ዋሕስን ድሕሪ መሸጣን ኣገልግሎት

8. ውዕላትን ቅጥዕታትን

• ኩሉ ዘድሊ ሰነዳት ዘየጠቓለለ ጨረታ ካብ ውድድር ይእለ።

• ደንጉዩ ዝቐርብ ጽሑፍ ተቐባልነት የብሉን።

• EASE ብመሰረት መምርሒ ዕድጊት ዓንቀፅ 55 ዝኾነ ይኹን ወይ ንኹሉ ጨረታ ብዘይ መብርሂ ናይ ምቕባል

ወይ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

9. ንመብርሂ ርክብ ምግባር ኢመይል፡ [email protected] ስልኪ፡ +251 95 435 9853

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s