ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ትርጉም ግልጋሎት ብናይ መደበኛ በጀት ዝክፈል ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከተርጉም ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 15, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 17, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሓምለ 17, 2017 03:10 ቅደሚ ሰዓት
  • ቋንቋ ትርጉም
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ትርጉም ግልጋሎት ብናይ መደበኛ በጀት ዝክፈል ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከተርጉም ይደሊ። ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ትርጉም ወሃብቲ ትካል ንክትወዳደሩ ይዕድም።

ተ.ቁናይ ኣቕሓ ዝርዝር (Description)መፍለይ ቑፅሪ/Speficationመዐቐኒ (Unit)በዝሒነፀላ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1ካብ ቛንቛ ትግርኛ ናብ ቛንቛ ኣምሓርኛንሓደ ገፅ ምትርጓምብግፅ01
2ካብ ቛንቛ ኢንግሊዝ ናብ ቛንቛ ትግርኛንሓደ ገፅ ምትርጓምብግፅ01
3ካብ ቛንቛ ኣምሓርኛ ናብ ቛንቛ ትግርኛንሓደ ገፅ ምትርጓምብግፅ01
4ካብ ቛንቛ እንግሊዝ ናብ ቛንቛ ኣምሓርኛንሓደ ገፅ ምትርጓምብግፅ01

ከማልኡ ዝግበኦም ረቛሒታት

1. ተወዳደርቲ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን /TIN/ ፣ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት, ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቕርቡ ኣለዎም።እቲ ዝቐርብ ዶክመንት ዝረአ ክኸውን ኣለዎ ዘይረእ እንተኾይኑ ናብ ውድድር ኣይቐርብን።

2. ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፈርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ ኣለዎም።

3. ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዋጋ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምዎ ቅጥዒ ወይም ብናይ ባዓልኹም መሊእኹም ክተቕርቡ ይግባእ።

4. ተወዳደርቲ/ተጫረትቲ ትካል ጠቕላላ ድምር ዝተሓተ ዋጋ ዝመልእ ናይ ትርጉም ግልጋሎት ይስዕር ::

5. ካብ ወዳደርቲ ስዓራይ ኾይኑ ዝተረኸበ ትካል ናይ 1(ሓደ) ዓመት ትርጉም ግልጋሎት ውዕሊ ክኣስር ዝክእል ።

6. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 14/11/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 17/11/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ኣብ ዘሎ ግዘ ምቕራብ ይኽእሉ።

7. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/11/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ ዳ/ዕ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቑፅሪ 13 ዝርኸብ ይኽፈት፡፡

8. ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እንተረኺብዎ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ፡

9. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0963549302/0914032454 ደውል) መብርሂ ምሕታት ትኽአሉ :

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s