ቤት መዘጋጃ ዓዲ ዳዕሮ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ቀወምቲ ናይ ማይ መገጣጠሚ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ ዘለዎ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ኮፒ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለዎን ኮፒ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋለይነት ግብሪ ቅዳሕ ኮፒ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

4ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመገበን እንተነኣሰ ናይ ወርሒ ጉንበት 2017 ዓም ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ቅዳሕ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

5 ጨረታ ካብ 24/10/2017 ዓም ክሳብ 16/11/2017 ዓም ሰዓት 11:00 ኣብ ዘሎ እዋን ይከዉን ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 15/11/2017 ዓም ሰዓት 1100 ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ከይዲ ስራሕ ጠቅላላ ግልጋሎት ምምሕዳር ፋይናንስን ብምምፃእ ክትወስዱ ትክእሉ

6 ሰነድ ጨረታ 16/11/2017 ዓም ሰዓት ሰዓት 300 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 400 በዓልም ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት ኮይኑ ግን ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ብዘይምርካቦም ዝተርፍ ፖስታ ኣይህልዉን

7 መከበሪ ጨረታ 25000 ቅርሺ ብስፒኦ ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል

8 እቲ ተጫረታያ ሰዓራይ ምካኑ ምስፈለጠ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

9 እቲ ጨረታ ብንፁር ዝንበብ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ባዕሎም ፊርማን ማህትምን ኣብ ሕድሕድ ገጽ ብምግባር ብፖስታ ዓሺጉም ክእትዉ ይግባእ

10 እቲ ቤት መዘጃጋ ከም ኣድላይነቱ ሰዓራይ ምስተፈለጠ ኣቅሑት 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይድማ ክንኪ ይክእል እዩ

11 ሰዓራይ ኣካል ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ከቅርቡ ዝክእሉ

12 ጨረታ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ተከታታሊ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ባዕሉ ኣጎጎዓዙ ናብ ቤት መዘጋጃ የረክብ

13 ቤት መዘጋጃ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

14 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ ብዋናን ኮፒን ዓሺጉም ኣብ ዝተደለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ አለዎም

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0932330059

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s