ትካልና ፍረ ስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓላ/ዝተ/ዉ/ ማሕበር ኣብ ዋና መኸዝኑ ዕላላ ጥቓ ትራንስ ኢትዮጵያን መቐለ ጨንፈርን ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ

ዘገልገሉ ዝተፋላለዩ ዓይነታት ንብረት ንምሻጥ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ

ትካልና ፍረ ስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓላ/ዝተ/ዉ/ ማሕበር ኣብ ዋና መኸዝኑ ዕላላ ጥቓ ትራንስ ኢትዮጵያን መቐለ ጨንፈርን ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ዝርከቡ ዘገልገሉ ንብረታት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ። ኣብቲ ጨረታ ዝሳተፉ ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቛሕታት:

1. ተጫራታይ ናይ 2017 ዓ.ም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰ ክኸዉን ኣለዎ

2. ተጫራታይ መኽበሪ ጨረታ ብር 20,000.00(ብር ዒስራ ሽሕ) ብሽም ትካልና Cpo ዘትሕዝ ክኸዉን ኣለዎ

3. ተጫረቲ ናይ ሕድሕድ ንመሸጣ ዝቐረበ ንብረት ዝገዝእሉ ናይ ሓደ ዋጋን ጠቕላላ ዋጋን ብግልፂ ኣብ ዝተዋህበ ሰደቓ ክመልኡ ይግባእ ።

4. ተጫረቲ ቲን ሰርቲፊኬት ክቕርቡ ይግባእ

5. ተጫረቲ ዘቕርብዎ ዋጋ ቫት ዘሓወሰን ዘይሓወሰን ምዃኑ ብግልፂ ክቕመጥ ይግባእ ። እንተዘይ ኮይኑ ቫት ከምዘይሓወሰ ተገይሩ ይዉሰድ

6. ተጫረቲ ካብ ሓምለ 1/2017 ዓ.ም ክሳብ ሓምለ 10,2017 ዓ.ም ዘይምለስ ብር 200.00 እናኸፈልኩም ካብ ዋና ቢሮና ኣብ ይሓ ሲቲ ሰንተር ህንፃ 7ይ ፎቕ እናመፃእኹም ናይ ጨረታ ሰነድ ክትዕድጉ 10.00 ይግባእ ።

7. ጨረታ ሓምለ 11,2017 ዓ.ም ንጉሆ ሰዓት 3:30 ተዓሺጉ ኣብቲ ዕለቱ ንጉሆ ሰዓት 3:40 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉዎ ይኽፈት።

8. ናይ ጨረታ ሰዓራይ ኣብቲ ጨረታ ንዝተዘርዘሩ ንብረታት ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ሓደ ሰሙን ዉሽጢ እቲ ጠቕላላ ዋጋ ምስ ከፈለ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ካብ ዋና መኽዝናን ጨንፈርናን ከልዕል ይግባእ ። እተዘይኣልዒሉ ቅድም ኢሉ ዘትሐዞ ናይ CPO ገንዘብ ብር 20,000 ናብ ትካልና ኣታዊ ተገይሩ ካሊእ ኣመራፂ ክንጥቀም ንኽእል ኢና ።

9. ተጫረቲ ናይቲ ጨረታ ዋጋ ብፖስታ ዓሺጎም ማሕተም ብምሕራፍ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ክሳብ ሓምለ 11,2017 ዓ.ም ንጉሆ ሰዓት 3:30 ኣታዊ ክትገብሩ ኣለኩም ።

10. በዝሒ ናይቲ ንጨረታ ዝቐረበ ንብረት ክዉስኽን ክቕንስን ዝኽእል ምዃኑ ኣሚኑ ክሳተፍ ፍቓደኛ ዝኾነ

11. ኣብ መንጎ ነፀላ ዋጋን ጠቕላላ ዋጋን ኣፈላላይ እንተሃል ይዉሰድ ።

12. ትካልና ብምሉእ ይኹን ብኽፋል እቲ ጨረታ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ።

13. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁዕሪ 0914729393 ምድዋል ይከኣል ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s