ዕለት/ቀን/ 23/10/2017ዓ/ም
ቑፅሪ /ቁጥር/ Ref No : ዕድ/ፋይ/2858/17
ምልክታ ፕሮፎርማ
ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ጎማን ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ነዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 23/10/2017ዓ/ም ክሳብ 25/10/2017ዓ/ም ኣብ ውሽጢ 3† ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፖስታ ናብ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክት ቢሮ ቁፅሪ 268ንክተቕርቡ ንዕድም፡
✓ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ዝተሓድሰ ንግዲ ፍቓድ ክተቅርቡ ትኽእሉን፤
✓ ቲን ቁፅሪ (TIN No) ዘለዎን ከትሕዝ ዝኽእል፤
✓ ብመቅረባይነት ዝተመዘብኩም፤
✓ ዘቅርቦም መረዳእታ ነኒሕድ ሕድ ፎቶ ኮፒ ጌሩ ከቕርብ ዝኽእል፣
✓ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ይቁፀር፤
✓ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ኮሚሽንና ብምውሳድ ብናትና መቅረቢ ዋጋ መሊኡ ከቅርብ ይግባእ፡
✓ ፓስታ ዝዕፀወሉ ዕለት 25/10/2017ዓ.ም ድሕሪ ሰዓት 8፡30፤
✓ ፖስታ ዝኸፈተሉ ዕለት 25/10/2017ዓ.ም ድሕሪ ሰዓት 9:00፤
✓ ሰዓረይ ዝኾነ መቕረባይ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ንብረት ኣታዊ ክገብር ዝኽእል፣
✓ ኮሚሽንና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ምዃኑ፤
✓ ፐሮፎርማ ኣብ ዝኸፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ዝኽእሉ ምዃኖም፤
✓ ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ ጥቓ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ኮምፕሌክስ ህንፃ ቢሮ ቁፅሪ 268 ንርከብ፤
✓ ስልኪ ቑፅሪ 03 44 40 44 17
ድሕሪት