ማእክል ምርምር ሕርሻ መቐለ ብናይ 2017 ዓም ንመደበኛ በጀት አወዳዲሩ ጎማ መኪና ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 10, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 16, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሰነ 16, 2017 08:30 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ ዘለዎ ናይ ዘበን ግብሪ መንግስቲ ዝከፈሉ : ንግዲ ፍቃዶም ዝሐደሱ መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ  ግብሪ ዘለዎም : ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ምካኖም መረዳአታ ዘቅርቡን  :  ናይ ሚያዝያ 2017 ዓም ናይ ተወሳኪ አሴተ ታክስ ድክሌር ዝገበርሉ መረዳእታ ኣብ ጨረታ ሰነድ ከትሕዙ አለዎም

2 ናይ ጨረታ መከበሪ ቢድ በንድ ብሽም ማእከል ምርምር ሕርሻ መቀለ ዝተሰርሐ ናይ ኣቅሑት መለዋወጠ ኣቅሑት 5000 ቅርሺ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ ዋናን ቅዳሕን ናይ ጨረታ ሰነድ ብሽሚ ብዝተዓሸ ፖስታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ተጫራታይ ናይ ጨረታ ሰነድ 6/10/2017 ዓም ጀሚሩ ኣብ ማእከል ምርምር ሕርሻ መቐለ ቢሮ ቁፅሪ 13 ብምምፃእ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ንሕድሕድ ሰነድ ብምክፋል ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ክሳብ 16/10/2017 ዓም ዘሎ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ይክእሉ

4 ኣብ ዝቀረበ ናይ ሰነድ ጨረታ ኣብ ሕድሕድ ሰነድ ፊርማኦምን ማህተምን ናይቲ ትካል ክህልዉ አለዎ

5 እቲ ጨረታ 16/10/2017 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 ጨረታ ሰዓራ ምስተፈለጠ ዉዕሊ መክበሪ ካብ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚአታዊ ብምትሓዝ ካብ ዝአተወሉ ዉዕሊ እዋን ጀሚሩ ንብረት ኣታዊ ይገብር

7 አቲ ቢሮ ካብቲ ዝተዘርዘረ መጠን ንብረት ክሳብ 25 ሚእታዊ ምዉሳክን ናይ ምቅናስን መሰል አለዎ

8 ተጫራታይ ግልፂ ኣብ ዘይኮነሉ ነጥብታት መብርሂ ወይ መማሐየሺ ሕቶ ከቅርቡ ዝክእሉ

9 ጨረታ ዝክፈተሉ እዋን ቅድሚ ምብፅሑ ይክዉን

10 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 ኣብዚ ጨረታ ዝሰዓረ ትካል ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ማእከል ምምርምር ሕርሻ መቀለ መክዚን ኣታዊ ይገብር

ንተወሰኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344408029 0914728701 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s