ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሞያ ክልል ትግራይ ኤጀንሲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ዘገልግሉ ንብረታት /ኣቁሑ/ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 2, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 14, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:500.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 14, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

Â

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከተቅርቡ አለኩም ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ሰርተፊኬት ዘለኩም

3 ጨረታ ሰዓርቲ ሰዓራይ ምካንኩም ካብ ዝተገለፀልኩም ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳር ዝሰዓርኩምዎ ንክትወስዱ ክተልዕልዎ ይግባእ እንድሕር ዘይተልዕሉ ዘትሓዝኩምዎ CPO ኣብ ኤጀንሲና አታዊ ከም ዝከዉን ነፍልጥ

4 መወዳደሪ ደኩሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ እቲ ኮፒ እተቅርብዎ ብግልፂ ክከዉን አለዎ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ኣብ ሕድሕድ ገፅን ኢንቨሎፕ ናይቲ ማህተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ

5 ተጫረቲ ዘይምለስ 15 ዓሰርተ ሓሙሽተ ብር እናከፈልኩም ካብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልልትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕን ዕዳጋን ፋ/ን/ምም/ር ካብ 30/09/2008 ዓም ክሳብ 14/10/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 6:30 ናይ ቀትሪ ብዝተዓሸገ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ትክእሉ

6 እቲ ጨረታ ዕለት 14/10/2008 ዓም ሰዓት 6:30 ናይ ቀትሪ ተዓሺጉ በቲ ዕለት 8:30 ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሉ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ብር 500 ብCPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከተትሕዙ አለኩም

8 ኤጀንሲና ዝሐሸ መማረፂ ተረኪብና እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ ኮይኑ 20% ምዉሳክን ምቅናስን ዝክአል ምካኑ ነፍልጥ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ