ዕለት 25/09/2017 ዓ/ም
ቁዕሪ ኤ/ስ/ወ/ክ/3048/ዕ/ፋ/ን/ም/17
ቑፅሪ ፕሮፎርማ 010/2017
ምልክታ ጨረታ ፕሮፎርማ
ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ትግራይ ትሕት ክብሉ ዝተዘርዘሩ ናይ ኤሎትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ክገዝእ ይደሊ ስለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም፡-
| ተቁ. | ዝርዝር ዓይነት ኤሎርቶኒክስ | መግለፂ ሞዴል Describition | መለክዒ Measur | በዝሒ Quantity | ናይ ሓደ | መብርሃ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | Laptop Battery | Hp proBook 450 G1 (C7R18AV) | pes | 03 | ብዝቀረበሉ መሰረት | |
| 2 | Laptop Battery | Original Hp proBook 450 G1 | pes | 12 | ||
| 3 | Laptop Battery | Lenovo 450 | pes | 01 | ||
| 4 | Laptop Battery | Toshiba | pes | 01 | ||
| 5 | Laptop Battery | Hp 3115M | pes | 01 | ||
| 6 | Laptop Battery | Hp proBook 650 G1 | pes | 01 | ||
| 7 | Laptop Battery | Toshiba Satellite C660 | pes | 01 | ||
| 8 | Paper try | Laser jet pro400 M401d | pes | 01 | ||
| 9 | Keyboard | Hp probook 450 G1 | pes | 04 | ||
| 10 | ብ3 ማልቲፕል | ዩኤስ ኔትዎርክ ኣዳፕተር | pes | 04 | Spesification | |
| 11 | 48 Port distributed | Layer-1 | pes | 01 | Spesification | |
| 12 | 24 Port accesses switch | Layer-2 | pes | 01 | Spesification | |
| 13 | 7u rack | pes | 01 | Spesification |
መምርሒ፦
➢ ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድን ናይ ግብሪ ከሩላይ መስቦ ቁፅሪ (፲፬) ዘለዎም ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝኸእሱ፡
➢ እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕስት 25/09/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕስት 28/09/2017 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኾይኑ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ኤጀንሲ እቲ ፖስታ ኣታዊ ምስኮነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕስት 28/09/2017
ሰዓት 04:00 ንጉሆ ተዓፅዩ ሰዓት 04:30 ንጉሆ ድማ ይኸፈት::
➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ስፐሲፊከሽን መሰረት ክኸዉን ይግባእ። እዚ ፕሮፎርማ ዝመልአ ኣካል ኣብ መከዝን ምህላዉ ከረጋግፅ ኣስዎ። ንብረት ኣታዊ ዝኸዉንን ክፍሊት ዝፍፀምን ብዝምልከቶ በዓል ሞያ ምስተረጋገፀ ኮይኑ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐስ ድማ ን7 መዓልቲ ይኸዉን::
➢ እቲ ኤጀንሲ ዘቅመጦም ረቓሒታት ንዘደማስኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ዝገብር ምዃኑ የስፕ።
➢ እዚ ፕሮፎርማ እዝይ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዩ::
➢ ኣድራሻና ክፍስ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ወይዘር ህንፃ _ ኣብ 4ይ ደብሪ ከፍሲ ቁ-16 እዩ።
➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሱዉ "ዩ:: ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42-40-32-54 ደዊስካ መብርሂ ምሕታት ይከኣስእዩ።
ፕርፎርማ ዝመልአ በዓል ዋና
ሽም
ፊርማ
ማሕተም
ድሕሪት