ቁፅሪ ጉደጋ/17
ዕለት 12/09/2017ዓ/ም
ምልክታ ፕሮፎርማ ብምዕካብ ቁፅሪ-3
ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ካብ 3R4-CAርa competent 2 ዝተረኸበ ሓገዝ ፅሕፈት መሳርሂ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሽኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳሁን ጨረታ ንክትኣትዉንዕድም ።
| ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ |
|---|
| ብር | ሳን | ብር | ሳን |
|---|
| 1 | ማዕኸላይ ማስታወሻ | ኦርጅናል ሲነርላይን | ደርዘን | 60 | | | | |
መተሓሳሰቢ
- ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ
- ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ
- ቲን መረዳአታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ
- ናይ መቅረባይ ሽምን ኣድራሻን ክፀሓፍ ይግባእ
- ፕሮፎርማ ካብ ዕለት12/09/17 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 14/9/2017ዓ/ም ብተመሳሳሊ ዕለት15/09/2017 ዓ/ም 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ይክፈት
- ሕድሕድ መረዳእታታት ናይ ንግዲ ፍቃድ ዝምልከት ንናይ ባእሉ ፎቶ ኮፒ ንፁር ሒዙ ክቀርብ አለዎ
- ሕድሕድ ተወዳደርቲ ኣብ ዘርፉ ይወዳደር ብተወሳኺ ድማ ዝተማልኣ መረዳእታ ክቅርበሉ አለዎ
- ኣብ ሕድሕድ ደኩመንት ስርዝ ድልዝ ተሓሊዩዎ ተቀባልነት የብሉን
- ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብምዕካብ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል
- ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ 'ዩ። ቢሮና ኣብቲ ቀሪቡ ዘሎ በዝሒ ምዉሳኽ ይኹን ምቅናስ ይከኣል እዩ።
ተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ 0344410504 ምጥቃም ይከኣል ብተወሳኸዉን ዝወዳደር ተወዳዳራይ አብዘርፉ ጥራሕ ይወዳደር።
ሽምን
ፊርማን
መቅረባይ _
ድሕሪት