አብ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሰለክለካ ከይዲ ስራሕ ደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንከተማ ሰለክለከ ግልጋሎት ዝዉዕል ንከፈቲ መሕረዲ ስራሕቲ መሳለጢ ዝዉዕል ናይ ኢድ ኮሽቲ ተሓቆኒ ሃንድ ፓምፕ : ናይ ደገ መብራህቲ ባዉዛን ኣቅሑታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ጨረታ ብድምፂ ወያነ ዝተጋወሐሉ ዕለት 12/9/2017 ዓም

1 ሕጋዊ ንግድ ፈቃድ ዘለዎን ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ቅዳሕ ገይሩ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ደፍተር ዘለዎ ቅዳሕ ገይሩ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ዘለዎ ቅዳሕ ገይሩ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

4 ቫት ሰርተፊኬት ዘለዎ ቅዳሕ ገይሩ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

5 ብናይ ማይ ኮንስትራክሽን ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለዎ ደረጃ 10 ደቀቅቲ ትካል ንግድን ብወልቀን ብሽርካን ምሕባርን ዝተመደብኩም ምካንኩም ኣብ ደቀቅቲ ኣንኣሽተይ ንግዲ ትካላት ቤት ፅሕፈት ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእልን ምስ ዋና ቅዳሕ ዘገናዝብን

6 ናይ ወርሒ መጋቢት 2017 ዓም ቫት ሪፖርት ኮፒ ገይሩ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

7 ጨረታ ሰዓራይ ዝከዉን ዝተሐተ ዋጋ ዘአተዉ ይከዉን

8 ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ቀሪቡ ዉዕሊ ዝኣስር ይከዉን

9 ዋጋ ፀኒሑ ዝፀንሐሉ ግዜ እንትነኣሰ ን 25 መዓልቲ ይከዉን

10 ሰዓራይ ተጫረቲ ዝኮነ ዝሰዓረ ምካኑ ምልክታ ካብ ዝተለጠፈሉ ግዜ ብመልክዕ ስፒኦ መከበሪ ዉዕሊ 10 ሚእታዊ ከትሕዝ ዝክእል

11 መከበሪ ጨረታ ንተሓቆኒ ሃንድ ፓምፕ 30000 : ናይ ደገ መብራህቲ ባዉዛታት 10000 ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ብስፒኦ ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል

12 ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 1/9/2017 ዓም ክሳብ 15/9/2017 ዓም ካብ ሰዓት 2:30 ክሳብ ሰዓት 6:30 ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ዘይምለስ ብር 300 ብምክፋል ንሕድሕድ ዓዉዲ ሰነድ  እናከፈለ ክወስድ ይክእል

13 ጨረታ ዕለት 15/9/2017 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ በዓልም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት

14 እቲ ጨረታ በቲ ኣብ ምልክታ ዝተገለፀ መሰረት ኣማሊኡ እንተተረኪቡ ብዘይለዉሉ ንምክፋት ዝዓግት የለን

15 ሰነድ ጨረታ ብንፁር ዝንበብ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ኮይኑ ኣብ ናይ መወዳዳሪ ዋጋ ናይ ባዕሎም ወይ ወኪሎም ፊርማ መህተምን ኣብ ሕድሕድ ግፅ ማህተም ትካሎም ክገብሩ ይግባእ

16 ንተሓቆኒ ሃንድ ፓምፕ ማይ ተጫረቲ ናይቲ ፕሮጀክት ዝሐዝ ደኩምንት ሐደ ኦርጅናል ክልተ ድማ ፎቶ ኮፒ ሰነዳት ኣብ ዝተፈላለየ ኢንቨሎፕ ምስዓሸጉ ኦርጅናልን ቅዳሕን ኢልካ ብምፍለይ ማህተም ኣብ ልዕል እቲ ፖስታ ክዓርፎ ብምግባር ዳግም አናእሸተይ ፖስታት ኣብ ካሊእ ዓብይ ፖስታ ኢንቨሎፕ ብምዕሻግ እቲ ዝተዓሸገ ማህተም ክዓርፎ ብምግባር ናይቲ ዝጫረትሉ  ፕሮጀክት ሽምን ኣድራሻን ሽም ናይቲ ኮንትራክተር ኣብ ልዕል እተ ዓብይ ፖስታ ብምግባር ብማርከር ብምፅሓፍ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ ዝተዳለወ ሳንድቅ ክሳብ 15/9/2017 ዓም 830 ብኣካል ብምምፃእ ከእትዉ ይክእሉ

17 ትካልና እዚ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረት ቤት መዘጋጃ ከተማ ሰለክለካ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s