ቁፅሪ 453/226/2017
ዕለት 11/09/2017
ምልክታ ፕሮፎርማ
ናይ ወርሒ ግንቦት 2017 ዓ/ም ቁፅሪ - 8
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊ::
4. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፡
5. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ክቕርብ ዝክእል፣
6. ናይ ግብሪ ክፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
| ተ.ቑ | ዝርዝርዓይነትንብረት / ግልጋሎት / | ዝርዝር ግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ||||||
| 1 | ሆልደር ብራሽ 24V | ብሳምፕል | ቑፅሪ | 02 | Nissan Coaster Bus /Sivillan/ | ||
| 2 | ስታርተር ኣውቶማቲክ | ብሳምፕል | ቑዕሪ | 01 | |||
| 3 | ፖስቲር ሞርሴታ | ብሳምፕል | ቑፅሪ | 01 | |||
| 4 | ፓድ ኪት | ብሳምፕል | ሴት | 01 | |||
| 5 | Jack With Handle ክሪክ ምስ መልዐሊኡ 3 ቶን | 09111-OK020 | ሴት | 01 | ብሳምፕል | ||
እንክተሎም መምርሒ፦
1. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 11/09/ 2017 ዓ/ም - ዕለት 13/09/2017 ዓ/ም ተመሳሳሊ ሰዓት 10፡00 ተዓዕዩ በቲ ዕለት ሰዓት 10፡30 ይኽፈት::
2. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
3. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብዉሽጢ ሰለስተ ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::
4. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
5. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልክታከም ዉዕሊ የገልግል::
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት
ድሕሪት