ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 42/2017 ዓ/ም
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ዝተፈላለየ ፅገና ዝውዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ.ቁ 46818/5 ዕለት 10/8/2017 ዓ.ም ብደ/ከ/ስ/ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ብዝቐረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ፡፡
- ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ዝክዕል ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ
- ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር
- ግብሪ ከፋሊ /TI/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል
- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን
- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበር
- እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::
| ተ.ቑ | ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ናይ ሰረገላ ቁፅፊ ሴት ብረት ማዕፆ ኦርጅናል | ብቑፅሪ | 8 | |||
| 2 | ጓጉንቸር ቁልፊ በዓል 266(Tri Circle part number 266 | ብቑዕሪ | 4 | |||
| 3 | ሰንሰለት ዓብይ | 4 |
NB.
- እቲ ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘረ መረዳእታ ኮፒ ተገይሩ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ
- ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 30/8/2017 ዓ.ም ክሳብ 2/9/2017ዓ/ም
ኣድርሻ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ 0344407335
ድሕሪት