ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንዝተፈላለያ አብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርያ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክነዕድግ ስለ በደለና
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 20, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 22, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 24, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ናይ ፕሮፎርማ ምልክታ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንዝተፈላለያ አብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርያ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክነዕድግ ስለ በደለና ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም።

ተቁዓይነት ንብረትመፍለይመለከዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
1ደስታ ወረቀት80 ግራም 1ይ ደረጃደስጣ100
2እስክርቢቶ1ይ ደረጃፓኬት20
3ካርቦ3000 CC 1ይ ደረጃብደሰጣ10
4ፕሮቶኮልመመዝገቢ ዓብይብቁፅሪ10
5ቃለ ጉባኤማዕከላይብቁፅሪ10
6በዓል መስመር ወረቀት1ይ ደረጃብደሰጣ10
7ሓታፊ በዓል ገመድ1ይ ደረጃብቁፅሪ100
8ሓታፊ በዓል ብረት1ይ ደረጃብቁፅሪ30
9ኣጀንዳ 20171ይ ደረጃብብዕራ10
10ፕሪንተር ቀለም80A 1ይ ደረጃብቁፅሪ20
11ፕሪንተር ቀለም26ል 1ይ ደረጃብቁፅሪ05
12ዲቫይደር6 ነኮል 1ይ ደረጃብቁፅሪ10
13ማሕተም ተለም1ይ ደረጃብቁፅሪ10

መተሓሳሰቢ

ተወዳደርቲ ከመልእዎ ዘግባእ

1- ማህተም ዝዓረፎ ፖሰታ

2- ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ካብ ዕለት 20/8/2017 ክሳብ ዕለት 22/8/2017ዓ/ም ሰዓት 11፡30

3- ተወዳደርቲ ናይ መቅረባይ ዝርዝር ዝተመዝገበን ቲን ቁፅረን መረዳእታ ከቅርብ ኣለዎ።

4- ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኹም "

5- ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 24/8/2017 ዓ/ም ንጎሆ ሰዓት 3:30

6- ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ ኮይኑ ስለ ዘገልግል ዕደጋ ፈፃምን መቅረብትን ዝፍሩሙሉ ዓምዲ ኣየሀልዎን።

7- ካብቲ ዘዳለናዮ ስፐስፊኬሽን ወፃኢ ምምላእ ፈጺሙ ተቀባልነት የብሉን።

8- ቤት ፅሕፈትና ዝሕሸ አማራፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።

9- ኣድራሻና ዓይደር ሪፈራል ሆስፒታል ታሐተዋይ በሪ "

10- ንተወሳኺ ሓበሬታ ብ ስልኪ ቁፅሪ 0344418437 ደዊልካ ምሕታት ይክእሉ።

መብርሂ

ኣብ ልዕሊ እቲ ዝተዓሸገ ፖስታ ብላዕሊ ተጠቃሚ ቤት ፅሕፈትን ዓይነት ንብረትን ይፃሓፈሉ፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s