ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ክልል ትግራይ ኣብ ቤት ዕይኡ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ

መሸጣ ዘገልገለ ንብረት ምልክታ ጨረታ ቑፅሪ 01/2017

ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ክልል ትግራይ ኣብ ቤት ዕይኡ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም::

1. ሕጋዊ መንነት ዝገልፅ መለለይ መንነት ካርድ ዘለዎ

2. መኽበሪ ጨረታ ብር 1200.00/ሓደ ሽሕን ክልተ ሚኢትን ብር/ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝኽእል።

3.ተጫራታይ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ውሽጢ 3' ናይ ስራሕ መዓልቲ ገንዘብ ኣታዊ ይኸውን።

4. ተጫራታይ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ውሽጢ 3' ናይ ስራሕ መዓልቲ ገንዘብ ኣታዊ ገይሩ ንብረት እንተዘይወሲዱ ንመኽበሪ ጨረታ ዘትሓዞ መጠን ገንዘብ ናብ መንግስቲ ኣታዊ ይኸውን።

5. ተጫረቲ እተቕርብዎ ናይ ሓደ ዋጋን ጠቕላላ ዋጋን ብንፁር ተመሊኡ ክቐርብ ይግባእ ብንፁር ዝርአ እንተዘይኮይኑ ግን ካብ ውድድር ወፃኢ ከምዝኸውን ነፍልጥ፤

6. ንመሸጣ ዝተዳለወ ንብረት ናብ ኤጀንሲና ብኣካል ብምምፃእ ኩነታት እቲ ንብረት ሪኦም ዋጋ ክመልኡ ኣለዎም። ሪኦም ዋጋ እንተዘይመሊኦም ድሓር ንዝመፅእ ሕቶ ተቐባልነት የብሉን፤

7. ንመሸጣ ዝተዳለወ ንብረት ዝርዝር ካብ ኤጀንስና ምውሳድ ዝኽእለ ኮይኖም ካብ ዕለት 24/7/2017ዓ.ም ክሳብ 1/8/2017ዓ.ም ኣብ ዘሎ ጊዜ ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ፕላኔት ሆቴል ኣብ ዝርከብ ህንፃ 2" ደብሪ ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፣ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ክተቕርቡ ንዕድም፡፡

8. እቲ ጨረታ ዕለት 1/8/2017ዓ.ም ሰዓት 3:30 ተዓዕዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4:00 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዘለዉዎ ዝኽፈት ኮይኑ ተወዳደርቲ ብዘይምርካቦም እዉን እቲ ጨረታ ካብ ምኽፋት ኣይትኣጓጎልን፣

9. ዝልእኹዎ ዶኩመንት ብንፁር ኮፒ ኮይኑ ክትሓሓዝ ዝግባእ ኮይኑ ብንፁር እንተዘይተራእዩ ግን ካብ ዉድድር ወፃኢ ከም ዝኸውን ነፍልጥ፡፡

10. ኤጀንሲና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

11. ናይቲ ንብረት ዝርዝር ትሕት ኢሉ ኣብ ዝተሓበረ ሰንጠረዠ ተገሊፁ ይርከብ።

12. ተወሳኪ ሓበሬታ ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ክልል ትግራይት ዕ/ፋ/ንብ/ምም/ር ብኣካል ብምቅራብ ምሕታት ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s