አብ 2017 ዓ/ም ባጀት ዓመት ብቤት ማዘጋጃ ከተማ መረ- ሚኢቲ ንህዝብ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ማይ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ስለ ዝደለየ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቁፅሪ ቤ/ማ/ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር/ 361/2017ዓ/ም 

ዕለት 08/07 /2017 ዓ/ም

አብ 2017 ዓ/ም ባጀት ዓመት ብቤት ማዘጋጃ ከተማ መረ- ሚኢቲ ንህዝብ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ማይ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ስለ ዝደለየ በዚ መሰረት ሕጋውያን ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም ።

በዚ መሰረት ነጋዶ ከማልኡዎ ዝግበኦም ረቋሕታት

1. በቢ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ኮይኑ ናይዚ ዓመት ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰን ግብሪ ዝከፈለን ክከውን ኣለዎ።

2. ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ መቅረብቲ ምዝገባ ሴርቲፊኬት ከቅርብ ዝክእል ።

3. ንቫት ተመዝገብቲ እንተኮይኖም ናይ ወርሒ ጥሪ 2017ዓ/ም ዲክለር ዝገበርሉ ከቅርብ ዝክእልን።

4. መለለይ ግብሪ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ከቅርብ ዝክእል።

5. ተጫረቲ ናይዚ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100(ሓደ ሚኢቲ ብር) ብምክፋል ካብ ከ/ስ/ል/እቶት ምውሳድ ይክእል።

6. ተጫረቲ ኣብ ናይ ማይ ንብረታት ጨረታ መክበሪ ጨረታ (ቢድ ቦንድ) 5000(ሓሙሽተ ሽሕ ብር ጥራሕ) በቢ ዘርፉ ብናይ ሲፒኦ ባንኪ ዝተረጋገፀ ወይ ካዓ ብጥረ ገንዘብ ክትሕዝ ዝክእል።

7. ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 08/07/2017 ዓ/ም ክሳብ 17/07/2017 ዓ/ም ሰነድ ጨረታ ምውሳድ ዝክኣል ኮይኑ ዕለት 17/07/2017 ዓ/ም ሰዓት 10:00 ተዓሽጉ ብተመሳሳሊ ዕለት 17/07/2017 ዓ/ም ሰዓት 10:30 ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይክፈት።

8. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኦርጅናል ኣብ ሓደ ፖስታ ፣ኮፒ ኣብ ሓደ ፖስታ ነኒበይኑ ብምዕሻግ ጠቅላላ ኣብ ሓደ ዓብይ ፖስታ ብምጥቅላል ናብቲ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ይኣቱ።

9. ናይ ተጫረቲ ሙሉእ ኣድራሻ፣ማህተም፣ፊርማ፣ክህልዎ ኣለዎ። ብተወሳኪ ድማ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኦርጀናል ምስ ፎቶ ኮፒ ሰርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን እዚ ንዝገበረ ተጫራቲ እቲ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን።

10. እቲ ፖስታ አብ ላዕሊ ብማርከር ዓይነት ዝተገዝአ ሰነድ ክፃሓፈሉ ክክእል አለዎ ።

11. ቤት ፅሕፈተና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።

12. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0988737923/0941467518 ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s