ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ኢትዮ ትሪ ከባቢ ምምሕያሽ መቀለ ኣብ ናይ 2017 ዓ.ም በጀት ዓመት ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ወረዳ ደ/ተምቤን እንደርታን ዝስርሑ 6' ራህያ ንመስተ ማይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ብማሽን ክነኩዕት ስለ ዝደለና ነዚ ረቃሒ እተማልኡ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 15, 2017 04:15 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 15, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ጨረታ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ኢትዮ ትሪ ከባቢ ምምሕያሽ መቀለ ኣብ ናይ 2017 ዓ.ም በጀት ዓመት ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ወረዳ ደ/ተምቤን እንደርታን ዝስርሑ 6' ራህያ ንመስተ ማይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ብማሽን ክነኩዕት ስለ ዝደለና ነዚ ረቃሒ እተማልኡ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ::

ተጫረትቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1. ናይ ማይ ስራሕቲ ንግዲ ፈቃድ ዝሓዘ ኮይኑ ደረጃ 9ተ ልዕሊኡን ዘለዎን ናይ ማሽን ኣካራይን ተካራይን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል ናይ 2017ዓ/ም ዘሓደሰን ዝገልፅን ሰርተፊኬት ኦርጂናልን ኮፒን ቲን ናምበርን መረዳእታ ኦርጂናልን ኮፒን ዘቅርብ;

2. በዓል ማሽን ዝኮነ ናይ 2017ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ ዝገልፅ ሰርተፊኬት ኦርጂናልን ኮፒን ቲን ናምበርን መረዳእታ ኦርጂናልን ኮፒን ዘቅርብ:

3. እቲ ስራሕ ውዕል ካብ ዝኣስሩ ጀሚሮም ኣብ ውሽጢ 30 ተከታተልቲ ማዓልቲ ሰሪሖም ከረክቡ ዝክእሉ::

4. ተጫረቲ ዝጫረትሉ ሰነድ ካብ ዕለት 2/07/2017ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ቤት ፅ/ት ኢትዮ ትሪ ከባቢ ምምሕያሽ ብነፃ ኣብ ሰራሕ ሰዓት ከወስዱ ይከእሉ::

5. ተጫረቲ ናይ ዝረትሉ ዋጋ ዝሓዘ ሓደ ኦርጅናል ኣብ ሕድሕድ ገፅ ሽም ንግዲ ፍቃዶም ብምፅሓፍ ፌርማ ብምፍራምን ማህተም ምስ ገበሩ ብምዕሻግ ናይ ዝረትሉ ፕሮጀከት ሽምን ኣድራሻን ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ቤት ፅ/ት ኢትዮ ትሪ ከባቢ ምምሕያሽ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክሳብ ዕለት 15/07/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ብኣካል ብምምፃእ ከእትው ይክእሉ በቲ ዕለት ንሱ ልክዕ ሰዓት 4:15 ጨረታ ሳንዱቅ ይዕው::

6. እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዕለት 15 /07/2017 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:30 ቅድሚ ሰዓት ይከፈት

7. ብር 100000 ናይ ጨረታ መክበሪ ብርPO ወይ ብጥረ ገንዘብን ከትሕዝ ዝክእል ደረቅ ቸክን ተቀባልነት የብሉን:

8. መክበሪ ውዕሊ 5% ካብ ጠቕላላ ዋጋ ብ CPO ካብ ባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ ከቅርብ ዝክእል::

9. ኣብ ከይዲ ጨረታ ንምንጭበርባር ዝፈተነ ተወዳዳራይ ብሕጊ ተሓታታይ ምካኑ:

10. ተረቲ ናይ ቫት ሒሳብ ኣብ ግምት ከየእተው ክመልኡ ኣለዎም

11. በቲ ናይ ፕሮጀክት መምርሒ መሰረት ተወዳደርቲ ዝተሓተ ዋጋ ዘእተወ መሸነፉይ ይከውን:

12. ቤት ፅ/ት ኢትዮ ትሪ ከባቢ ምምሕያሽ ፕሮጀክት ብክፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ናብ ቤት ፅ/ት ኢትዮ ትሪ ከባቢ ምምሕያሽ ብኣካል ወይ ድማ ብስልኪ ቁፅሪ +251914112493/2519159782 ብምድዋል ምርካብ ይከኣል እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s