ምስማዕ ዝተስኣኖም ሙሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሰውሒ ንጉስ ብኣንፈት ምብራቅ ብ ዋና ፅርጊያ ዘሎ 9 ኮንቲኔራት/ መስርሒ ቦታ/ ኣጫሪቱ ከካሪ ስለዝዳለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 1, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 5, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መጋቢት 6, 2017 02:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ገዛ/ህንፃ ክራይ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ግልፂ ጨረታ

ምስማዕ ዝተስኣኖም ሙሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሰውሒ ንጉስ ብኣንፈት ምብራቅ ብ ዋና ፅርጊያ ዘሎ 9 ኮንቲኔራት/ መስርሒ ቦታ/ ኣጫሪቱ ከካሪ ስለዝዳለየ ተጫረቲ ን 9 መስርሒ ቦታ ኮንቴነራት ካብ ዕለት 1/7/2017ዓም ጀሚርኩም ነቲ ቦታ መፀእኹም ብምርኣይ ክሳብ ዕለት 5/7/2017 ዓም ዘዋፅአኩም ዋጋ ብሽም ብዝተኣሸገ ኢንቨሎፕ ኣብስራሕ ሰዓት ቅድሚ ሰዓትካብ 2፡30 ከሳብ 5፡30 ኣታዊ ንኽትገብሩ እንዳሓበርና ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት ድማ ዕለት 6/7/2017ዓም ሰዓት 2፡30 ንጉሆ ምኻኑ ፈሊጥኩም ኣብ ስዓትኩም ንኽትርከቡ እቲ ቤት ትምህርቲ መማረፂ እንተረኺቡ በቲ ጨረታ ዘይግደድ ምኻኑ ንሕብር።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ