ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ሩይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ዳገመ ህንፀትን ሕየትን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ባነር ሕትመት ብምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 20, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 21, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ቑ/ፕሮ- 43

ምልክታ ሮፎርማ

ቑፅሪ ዕክንም 927/2-3/1/01 

ዕለት 18/06/2017 ዓ/ም

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ሩይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ዳገመ ህንፀትን ሕየትን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ባነር ሕትመት ብምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኣብዚ ክትወዳደሩ አትደልዩ ሰብ ትካላት ብንገዲ ዘርፍኩም መሰረት/

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ& ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገቡ አንተኾይኖም ናይ ቫት ዝተመዝገብሱ ሴርቲፍኬት መቅረባይነት ሰስስቲሹ _ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መገስፂ ብምትሕሓዝ መሲሕኩም ብፖስታ ኣሽኩም ካብ ዕስት 18/06/17 ዓ.ም ክሳብ 20/06/2017ዓ/ም ሰዓት 11:30 ናብ ቑፅሪ ከፍሲ 3-18 ምቅራብ ይግባአ፡፡ዝቐረበ - ፕርፎርማ ዕስት 21/06/2017ዓ/ም ስዓት 3፡30 ዝኸፈት ምዃና ንገልፅ፡፡

2. እቲ ዝቀረበ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ክኸውን ኣስዎ

3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሳዓራይ ምስ ተነፀረ 6ተ ወርሒ ዕሲ ኣብ 3ተ ናይ ስራሕ ማዕስቲ ከአሰር ይገባሽ ኣብ ውሽጢ ሓደ ማዓስቲ ሰርሑ ከቅርብ ዝኽእል

4. ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ንብረት ከርክብ ዝኽእል

5. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ውሽጢ ከተርክዙትኽእሱ ምኻንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመስሉ ደገባሽ ሳዓራይ ምስተባሃስ ዘየቅርብ ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉስሽላሽ ተሓታቲ ይኸውን

6. ኣብ ዘይዘርፉ /ዘይምልከቶ/ ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ካብ ውድድር ወፃኢ ይግበር

ንዝደስ ሓበሬታ ብአካል ወይ ብሰስኪ ቑፅሪ 0914106936 ምሕታት ይካለስ

7. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐስ ምስክታ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ መዓስቲ ጀሚሩ ን7ተ ስራሕ መዓስቲ ጥራሕ ይኸውን

8. መምስሊ ዋጋ ካብ ቤት ፅሕፈት ጊ/ምም/ር ቢር ቁፅሪ 3-18 ወፅእኩም ውሰዱ

9. እቲ ቤት ፅሕፈት ዳይ/ዳይ/ዕ/ሩይ/ን/ምም/ር ኣብ ዘውፅኦ ፕሮፎርማ ምውሳድ ደካላል

ብመሱሽ ወይ ብኽሩስ ናይ ምስራዝ መሰሱ ዝተሓስወ እዩ፡፡

ዋጋ መምስሊ

ተ/ቑዓይነት ግልጋሎትመግለፂመለኪዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
ብርሳንብርሳን
1ባነር ሕትመትን6ተ ወርሒ ግልጋሎት ዝህብን ውዕል ዝኣስርንብካሬ01
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s