ቢሮ ኢኖቬሽን ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ፉል ስታክ ዌብሳይት ዲቨሎፕመንት ስልጠና ስለዝደለየ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሰልጥን ዝኽእል ተወዳዳራይ ይደሊ፡፡

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ኢኖቬሽን ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ፉል ስታክ ዌብሳይት ዲቨሎፕመንት ስልጠና ስለዝደለየ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሰልጥን ዝኽእል ተወዳዳራይ ይደሊ፡፡ ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ካብዚ ንታሕቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትኽእሉ ምዃንኩም ንሕብር ፡፡

ዝርዝር ግልጋሎትዝርዝር ምግለፂ/SPECIFICATIONመዓቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
1Full Stack Website
Development Training
ፉል ስታክ ዌብሳይት
ዲቮሎፕመንት ን72 ሰዓት
ከሰልጥን ዝኽእል
ካብ ቢሮ መፂኢኻ ይውሰድ፡፡ቑፅሪ03


መተሓሳሰቢ

➢ ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

➢ በቲ ሓዱሽ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል

➢ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ

➢ ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓትን ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት ዝተመዝገበሉ IN ፎቶ ኮፒ ከትሕዝ ዝኽእል

➢ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 13/6/2017-17/462017 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 11፡25ድ/ቀትሪ ክተቕርቡ ትኽእሉ፡፡

➢ ቴክኒካልን ፋይናንሻልን ነንበይኑ ብፖስታ ኣሺጉ ከቅርብ ዝኽእል ፡፡

➢ ሰዓራይ ምስተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ መፂኡ ውዕሊ ክኣስር ዝኽእል

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስቑ 0344 404161 ምድዋል ይከኣል ፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s