ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሬክተር ዕደጋ ንፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 3, 2017 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 12, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ኣይገልፅን
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ቑፅሪ ዕክንም --/2-3/01/1

ዕለት-03/06/2017 ዓ/ም

ግልፂ ጨረታ ምልክታ

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሬክተር ዕደጋ ንፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኣብዚ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ብንግዲ ዘርፍኹም መሰረት

ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ መቅረባይነት ምዝገባ ቲን ናምበር ኣብ /VAT/ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም እዚ ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ስዓት ክሳብ ዕለት 12/06/2017 ዓ/ም ስዓት 11፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ህንፃ ክፍሊ ቑፅሪ 3-19 ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳ ዘይምለስ ብር 100.00/ሓደ ሚኢቲ ብር/ከፊልኩም ጨረታ ሰነድ ሰነድ ብምውሳድ ክትጫረቱ ንዕድም፡፡

ንፍሉይ ሓበሬታ

ስ.ቁ--0344406451

ምስ ሰላምታ

ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤ/ፅ/ፕረዚደንት

ድሕሪት
ጨረታ መደብ