ኣብ ህንፃ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ክልል ትግራይ ዝርከብ ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕደጋን ፅሕፈት መሳርሒ ፣ኣቁሑት ኤለክትሮኒክስ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቀሕታት

1 ተጫረቲ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ናይ መቅረብቲ ምዝገባ ወረቀት ምስክር፣ መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ፣ናይ ተወሳኬ እሴት ታክስ ወረቀት ምስክር ቅዳሕን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ክፍሊት ሒሳብ ዘፈልጠሉ ቅዳሕን ምስ ሰነድ ጨረታ ሐቢሩ ምቅራብ ይግባእ

2 ንዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ አብቲ ኤጀንሲ ብምክፋል ከብ 3 ግንቦት 2008 ዓም ጀሚሩ ኣብ አጀንሲና ዕዳጋ ቁፅሪ ክፍሊ 410 4ይ ደብሪ ክትወስዱ እትክእሉ

3 ንጨረታ መክብሪ ቢድ ቦንድ ብሲፒኦ ብስም ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕደጋን አስሪሕካ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ምትሓዝ የድሊ

4 እቲ ጨረታ 16 ግንቦት 2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶምአብ ዝተረከብሉ አብቲ አጀንሲ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረት ዕደጋን ቁፅሪ ክፍሊ 410 4ይ ደብሪ ይክፈት

5 እቲ ኤጀንሲ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብመሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344402965 ወይድማ Â 0344414653

ቁፅሪ ፋክስ 0344402966 ወይድማ ብአካል ብምቅረብ ምሕታት ይከአል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1045)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4459)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7189)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s