ጨረታ ምልከታ
ለምለም ካርል ሆ/ል ማይጨው ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ ብጨረታ መሰረት ኣወዳድሩ ክገዝእ ይደሊ ፡፡ ስለዚ ነዚ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ረቃሓ ዝታማልኡ ነጋዶ ንክትጫረቱ ንዕድም፡፡
1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን
2. ቲን መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎን
3. ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ
4. ጨረታ መክበሪ ናይ 3000 ብር ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
5. ጨረታ ሰነድ 100 ብር ብምክፋል ካብ ለምለም ካርል ሆል ዕ/ፋ/ን/ምም/ር መፂኩም ትወስዱ እትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ
6. 2 % ዊዝ ሆልዲንግ ክከፍል ዝክእሉ
7. ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 1/04/2017 ዓ.ም ስካብ 22/04/2007ዓ.ም ኣብ ዘሎ
ናይ ስራሕ ሰዓት ይከውን ፡፡
8. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 22 /04/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡oo እንትከውን ጨረታ ዝከፈተሉ ድማ ዕለት 22/04/ 2017 ዓ/ም ስዓት 8፡30 መቀለ ጥዕና ቢሮ ይኸውን
9. ጨረታ እንትከፈት ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከቡሉ ይከፈት
10. ጨረታ ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተነገሮ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ውዕሊ ከኣስር ዝክእል
11. እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝን ዘይንበብ ንግዲ ፍቃድ ፣ቲን ናበር እንተሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን
12. ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
NB ፡- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0935703350 ደውልካ ምሕታት ይከኣል፣፣
ድሕሪት