ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዕደጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንኣብተ ፅሕፈት ከተማና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 11, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 7, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10000.00
  • ቦታ: ዕዳጋ ዓርቢ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 7, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ
  • ብናይ ፅሕፈት መሳርሒ ዝተሐደሰ ንግድ ፈቃድ ናይ 2017 ዓም ናይ ከፋላይ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ ዘለዎ ብመቅረባይነት ከቅርብ ዝክእልእዉን ንፁር ዝኮነ ብቅድሚትን ብድሕሪትን ንሕድሕድ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ
  • ናይ ሕዳር ወርሒ ሪፖርት ዲክልር ዝተገበረሉ ከቅርብ ዝክእል
  • ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዕደጋ ሓሙስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ምዉሳድ ይክኣል
  • ተጫረቲ ዝተጫረትዎ ንብረት 10000 ቅርሺ ብጥረ ገዘነብ ወይ ድማ ብስፒኦ ካበ ዝተፈለጠ ባንኪ ዝተዉሃበ ዝተረጋገፀ ብሽም ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዕደጋ ሓሙስ ቅድም ጨረታ ምካፋቱ ከትሕዝ ዝክእል
  • ነቲ ሰፒኦ ኣብ ዋና ወይድማ ኣብ ኦርጅናል ክዕሸግ አለዎ
  • ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  • ጨረታ ሳንዱቅ ሰዓት 7/5/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት
  • ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ወፃኢን መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዕደጋ ሓሙስ ከቅርብ ዝክእል
  • ሰነድ ጨረታ ኦርጅናል ምስ ኮፒ ነብሰወከፍ ፖስታ ዓሺጉ ከቅርብ ዝክእል
  • ጨረታ ሰነድ ምንም ዓይነት ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን እንተሃሊዎ ዉድቂ ይከዉን ከምእዉን ነብስወከፍ ሰነድ ጨረታ ማህተም ክህልዎ አለዎ
  • ንተወሳኪ ሐበሬታ 0995111958
  • ዉዕሊ ካብ ዝተኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ኣተዊ ዝገብር
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1045)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4459)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7189)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s