ኤጀንሲ መራኸቢ ሓሩሽ ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2017ዓ/ም ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ሬዲዮን ቴሌቭዥንን መሳርሕታት ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ግልፂ ጨረታ ቁፅሪ-4/2017

ኤጀንሲ መራኸቢ ሓሩሽ ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2017ዓ/ም ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ሬዲዮን ቴሌቭዥንን መሳርሕታት ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

በዚ መሰረት

• ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ከምኡ እዉን ናይ 2016ዓ/ም ክሳብ ታህሳስ 30/2017ዓ/ም ስለ ዘገልግል ክትሳተፉ ትኽእሉ ምኻንኩም

• ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ መቕረባይነት ዘስኩም፡፡

• ናይ ግብሪ ካሩሳይ መስይ ቁፅሪ /TIN/ መረዳእታ ከተቅርቡ አትኽእሉ

• ቫት ዝተመዝገብኩምን ናይ 2017 ዓ/ም ናይ ወርሒ መስከረም ቫት ዲክስረ ዝገበርኩምን።

• ተጫረቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር /Specification/ መሰረት መሲሉ ከቅርብ እስዎ፡፡

• መቕረብቲ ካብ ዕስት 09/04/2017ዓ/ም ከሳብ 23/04/2017ዓ/ም ክሳብ ሰዓት11:30 ዘይምስስ ብር 200.00 /ከስተ ሚሺት ብር / ብምክፋል | ሰነድ ጨረታ ብምውሳድን ኣብ ዝተዳስ ሳፁን ምእታዉ ይከለስ፡፡

• መከበሪ ጨረታ ብር 40,000.00/ሽርብዓ ሽሕ/ ከም ምርጫ ተጫራታደ ካብዞም ዝስዕቡ ሓዲኡ ክትሕዝ ለስም፡፡

ሀ. ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ውሕስና

ሰ. ብዘይ ሰዓር ሌተር ኦፍ ከረዲት ዝቐርብ ውሕስና

ሐ. ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ቅድሚ አቲ ፖስታ ምኽሩቱ ከትሕዙ እስዎም ፡፡

• ጨረታ ዝዕሸገስ ዕስት 24/04/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ፣ በዚ ዕስት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት፡፡

• ተጫረቲ ወይም ወኪሳቶም እንተዘይ ተረኺቦም እቲ ጨረታ ንምኽፋት ዝዓገቶ የስን፡፡

• ዘድሊ በዝሒ ደኩመንት ኦርጅናል ምስ ሓደ ኮፒ በበይኖም ተዓሽጎም ከቀርቡ አስዎም

• ጨረታ ዘኒሁ ዝፀንሐስ ገዜ እቲ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕስት ጀሚሩ ን25 መዓልቲ እዩ፡፡

• ተጫረቲ እቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ጀሚሮም ኣብቲ ቤት ዕዮና ኣብ ዘዳስዎ ሰነድ ክመስሉ ለስዎም።

• አብ መምስ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምገባር አይፍቀድን

• ተሳተፍቲ ስብ ሰነድ ጨረታ ማህተም ናይ ድርጅቶኩም ከዕርፉ ኣስዎም

• ቤትዕዮና ዝሓሸ ለማራፂ እንተረኺቡ አቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይም ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰስ ዝተሓስበ እዩ፡፡

• ካብ መንግስቲ መቕረባይነት ዝተኣገደ ዝኾነ ይኹን ትካል ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ ኣይፍቀደሉን ፤

ኣድራሻ ሌጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትገራይ ህንፃ 1ꬎ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 1ን105 ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342406380 ምርካብ ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s