- አብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል/ Specification/ ምስራዝ አይካአልን
- ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ብናይ ዘርፊ ስራሕቲ ማይ ኮንስትራክሽን ደረጃ 10 ን ልዕሊኡን ዘለዎን ኮይኑ እቲ ተታሒዙ ዘሎ ስፐስፊኬሽን ብድምር ሰሪሑ ከረክብ ዝክእልን በቲ ዝተመልአ ዋጋ ድማ አብ ተን ዝተጠቀሳ ጣብያ ከስርሕ ዝክእል
- እዚ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ 20 መዓልቲ እዩ
- እዚ ግለፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተባሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኺቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዘይለዉሉ ዝኽፈት ምኻኑ::
- ንሐደ ደኩመንተ ዘይምለሰ ብር 50 /ሐምሳ/ ከፊሉ እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤ/ ፅሕፈትና እቶት ወረዳ ቆላ ተምቤን ክፍሊት ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ብምዉሳድ ዝቐረበሉ ዋጋ ብምምላእ እቲ ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 26/08/2008 ዓ/ምÂ ክሳብ 10/09/ 2008 ዓ/ም ኮይኑ ዋንኡን ኮፒኡነ ብሰምዒ ወይ ዝጠንከረ መጣበቂ ተዓሺጉ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ክልተ ኮፒ ሓደ ኦርጅናል ብምምፃእ ነዚተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል
- ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 11/09/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ኮይኑ በዚ ዕለትሰዓት 5:00Â ናይ ንጎሆ ይኽፈት መክፈቲ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን::
- ተጫረትቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኽዉን ብር 3000/ ስለስተ ሽሕ ብር/ ብ CPO ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል ::
- እቲ ግለፂ ጨረታ ናይ በዓለ ዋና ማህተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ
- እዚ ግልፂ ጨረታ ቤ/ፅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወእዩ
- ሰዓራይ ኮይኑ ምስ ፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
- ናይ 2007 ዓም ሙሉእ ግብሪ ዝከፈለ ወይ 2008 ዓም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰን
- ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ /ቲን ካርድ / ዘለዎን ናይ መቅረባይነት መረዳአታ ከቕርብ ዝኽእልን ቫተ ዝተመዝገበን እዋናዊ ዲክለረሽን መረዳአታ ከቕርብ ዝኽእል::
ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁÂ Â Â 0344460052Â
ድሕሪት