ምልክታ ፕሮፎርማ
ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ። ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ታ.ቁ | ናይ ኣቕሓ ዝርዝር (Description) | መፍለይ ቁፅሪ/Spefication | መዐቀኒ (Unit) | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ፍለሽ ሜሞሪ | 32 ጂቢ | ቑፅሪ | 04 | ||
2 | ፍለሽ ሜሞሪ | 16 ጂቢ | ቑፅሪ | 04 | ||
3 | ሰማያዊ እስክርቢቶ | ፓኬት | 05 | |||
4 | ስቴፕልስ ማእኸላይ | ፓኬት | 03 | |||
5 | ወረቐት A4 | ደስጣ | 10 | |||
6 | ማስታወሻ ማእኸላይ | ቑፅሪ | 48 | |||
7 | ማስታወሻ ንእሽተይ | ቑዕሪ | 12 | |||
8 | ካኪ ፖስታ ማእኸላይ | ደስጣ | 01 | |||
9 | ኮሬክሽን ፍሉድ | ፓኬት | 05 | |||
10 | ስቴፕልስ ዓብዩ | ፓኬት | 01 | |||
11 | ስቴፕለር ማእኸላይ | ቑፅሪ | 02 | |||
12 | ፓንቸር ንእሽተይ | ቑፅሪ | 01 | |||
13 | ዌስት ባስኬት | ቑፅሪ | 01 | |||
14 | ዓብዪ ስቴፕለር | ቑፅሪ | 01 | |||
15 | ዓብዩ ፓንቸር | ቑፅሪ | 01 |
ክማልኡ ዝግበኦም ረቛሓታት
1. ተወዳደርቲ ናይ 2016/17 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን /TI/ ፣ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቕርቡ ኣለዎም።እቲ ዝቀርብ ዶክመንት ዝረአ ክኸውን ኣለዎ ዘይረአ እንተኮይኑ
ናብ ውድድር ኣይቀርብን።
2. ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ ኣለዎም፡፡
3. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ምልክታ(ቅጥዒ) አብ ሞንጎ ቢሮናን ሰዓራይን ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።
4. ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዋጋ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምዎ ቅጥዒ ወይም ብናይ ባዓልኹም መሊእኹም ክተቕርቡ ይግባእ፡፡
5. ተወዳደርቲ ስዓርቲ ኮይኖም እንተተረኪቦም እቲ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝን መራገፍን ናብ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ስቶር ክፍሊ ኣታዊ ይገብሩ።
6. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 17/03/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 20/09/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ዝክዕል
7. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 20/03/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ ዳ/ዕ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 13 ዝርኸብ ይኽፈት።
8. ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እንተረኺብዎ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ፡፡
9.ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪቁፅሪ 0914727578 ደውልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ
ድሕሪት