ንህወሓት ቤ/ፅሕፈት ዘገልግሉ ሐደሽትን ቀዋሚን ሃለቅትን ንብረት ኤሌክትሪክ ኣቁሑት :ናይ ፈርኒቸር ኣቁሑ አወዳዲርና ክንገዝእን ክነስርሕን ስለዝደለና ነዙይ ክተቅርቡን ክትሰርሑን እትክእሉ ተጫረቲ በዚ ዝስዕብ ዝርዝር ረቋሒ መሰረት ክትጫረቱ ከምትኽእሉ ንዕድም

Â

  • ናብ ህወሓት ቤት ፅሕፈት ቢሮ ቁፅሪ 107 እንዳመፃእኩም ዘይምለስ ገንዘብ ብምኽፋል ዝርዝር ሰነድ ምዉሳድ ከምትኽእሉ ንሕብር
  • ናይ ሶፋ መሸጢ ሰነድÂ 40
  • ናይ ስፔር ፓርት መሸጢ ሰነድÂ 30
  • ናይ መኪና ሃላቒ መሸጢ ሰነድÂ 30
  • ዓባይ ፎቶ ኮፒ መሸጢ ሰነድÂ Â Â 50
  • ንእሽተይ ፎቶ ኮፒ መሸጢ ሰነድÂ 30
  • ከለር ፕሪንተር መሸጢ ሰነድÂ 30
  1. ናይ 2007 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩምን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን ኦርጅናልን ምስ ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ ትኽእሉ
  2. VAT ዝተመዝገብኩምን ምዃንኩም ዝገልፅ መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ
  3. ዝተጫረትክምዎ ንብረት ጠቕሊልኩም ክተቕርቡÂ እትክእሉ
  4. ዝርዝር ዓይነት ንብረት ዝሐዘ ሰነድ ትወስድሉን ናብ ጨረታ ሳንዱቕ ኣታዊ ትገብሩሉን ካብ ዕለት 19/ 08/2008 ዓ/ም እስካብ 28/09/2008 አብ ስራሕ ግዜ ይኸዉን
  5. ጨረታ ዝዕሸገሉ ሳንዱቅ ዕለት 28/08/2008 ይከዉን
  6. ጨረታ ዝዕሸገሉ ዝክፈተሉ ዕለት 28/08/2008 8:30 ይከዉን
  7. Â ተጫራቲ ባዕላቶም ወይ ሕጋዉያን ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ሳንዱቅ ጨረታ ይኽፈት
  8. ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምኽፋቱ ካብ ዝተጫረትዎ ጠቅላላ ዋጋ 5 % የትሕዙ
  9. ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ንብረት አታዊ እንተዘይ ገይሮም እቲ ኣብ ዉዕል ዘትሓዝዎ ገንዘብ ብሙሉእ ናብ ቤት ፅሕፈትና ኣታዊ ይኾን
  10. Â ጨረታ ዝሰዓረ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈትና ዘእቱ ክኸዉን አለዎ
  11. እተቅርቡልና ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ ቫት ሓዊሱ ዋጋ ዘየቐመጠ ተቀባልነት የብለን
  12. ብተወሳኪ ኣበቲ ተቀሚጡ ዘሎ ስፔስፊኬሽን ምስራዝ ዝተኸልከለ እዩ
  13. Â ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ በሙለእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

 ካብ ዝተቐመጠ ጨረታ 20% ምዉሳክ ወይ ምንካይ ከምዝከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ