1 በቲ ዘፈረ ዝተሐደሰ ንግዲ ናይ መቅረባይነት ዘለኩም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበሉ ምስክር ወረቀትን ናይ ወርሒ መስከረም 2017 ዓም ዲክለሪሽን ከቅርብ ዝክእል
2 ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለዎ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ተመዝጋበይ ምካኑ መረዳእታ ቅዳሕ ዘቅርብ
3 ናይ ኣናእሸተይን ፅሬት ኣቀሑትን ዝምለከት ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዘይኮኑ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎም ክወዳደሩ ይክእሉ እዪም
4 ናይቶም ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 11/3/2017 ዓም ካብ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ብምዉሳድ ናይ በጨረታ ሰነድ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ናይ ተጫራቲ ሽምን ፊርማን ማህተምን ብምቅራብ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ቢሮ ቁፅሪ 12 ምእታዉ ይከኣል
5 እቲ ጨረታ 25/3/2017 ዓም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዞባ ደቡብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ማይጨዉ ክፈት
6 መክበሪ ጨረታ ንፅሕፈት መሳርሒ 6000 : ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ንቀዋሚ ንብረት ኤሌክትሮኒክስ ሕትመት ኣናእሸተይ ኣቅሑት ፅሬት ኣቅሑትን ድማ 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ዝተረጋገፀ ከትሕዘ ዝክእል
7 ተጫረቲ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ መከበሪ ዉዕሊ ብስፒኦ ክትሕዝ ዝክእል
8 ተጫረቲ ንዝሰዓርዎ ንብረት ሙሉእ ብሙሉእ ክሳብ ዝተሰማምዕሉ ዕለት እንተዘይኣቅሪቦም ንመከበሪ ዉዕሊ ዘትሓዝዎ ገንዘብ ናብ መንግስቲ ከዝና ኣታዊ ይከዉን
9 ጨረታ ዝሰዓረ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ እቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ኣታዊ ዝገብርን ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ወፃኢ ናብ ቤት ዕዩና የቅርቡ
10 ካብቲ ዝተቀመጠ እስፐስፊኬሽን ወፃኢ ከቀምጥን ኣብቲ እሰፈስፒኬሽን ዘይተነፀረ ንብረት ምቅማጥ ኣይፍቀድን
11 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0347770221
ድሕሪት