ቤት መዘጃጋ ከተማ ዓድዋ ኣብ 2017 ዓም ንከይዲ ስራሕ ካብ ዝተመደበሎም በጀት ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈትን :ኣቅሑት ፅሬትን: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም በቲ ዘፈር ንግዲ ናይ 2016/2017 ዓም በጀት ዝሐደሰን መለለይ ከፋላይነት ግበሪ ቁፅሪ ቲን ተመዝጋባይ ዝኮነን

2 እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ 2000 ቅርሺ እናከፈሉ ምዉሳድ ዝክእሉ

3 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ዲክላሪሽን እተቅርቡን ቲን ናምበር ዝተመዝገበ ምካኑ መረጋገፂ ወረቀት ከቅርበ ዝክእልን

4 ንመከበሪ ጨረታ ቢድቦንድ ንፅሕፈት መሳርሒን: ኣቅሑት ፅሬትን 15000 ቅርሺ ንናይ ኤሌክትሮኒክስ ድማ 100,000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሰርቲፋይድ ቼክ ወይድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተር ኦፍ ክሪዲት ከትሕዝ ዝክእል

5 ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ዝተሐደሰ መቅረባይነት ምስልር ወረቀት ዝሐዘ ኮይኑ ድሕሪ ዉዕሊ ምእሳሩ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ከቅርበ ዝክእል

6 ንፅሕፈት መሳርሒ ጨረታ ሰነድ ካብ 12/3/2017 ዓም ክሳብ 30/3/2017 ዓም ናብ ዝተዳወለ ሳንዱቅ ጨረታ ሰዓት 4:00  ኣታዊ ዝከዉን ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝለዉሉ ክክፈተ እዩ

7 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ኣቀሑት ፅሬትን ድማ ጨረታ ሰነድ ብተመሳሳሊ ዕለት 30/3/2017 ዓም ናብ ዝተዳወለ ሳንዱቅ ጨረታ ሰዓት 8:00 ኣቲዊ ዝከዉን ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝለዉሉ ክክፈተ እዩ

8 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ 30 መዓልቲ ዘይበልፅ ይከዉን

9 ተጫረቲ ንዘቅርብዎ ንብረት ብፍላይ ድማ ንኤሌክትሪኒክስ ንሐደ  ዓመት ክህብ ዝክእልን ነቲ ዝሰዓረ  ንበረት ድማ ብቤት ፅሕፈት ዝቀረበ ስፐስፊኬሽን  መሰረት ከቅርብ ዝክእል

10 ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914774578 0914764425

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s