ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽንን ንግድን ኢንዱስትርን ሆርን ኣፍሪካ ናይ ትካልና ኣወዳድባ ምስ መዘርዝር ስራሕ፣ ሓይሊሰብ ማንዋል፣ ናይ መሃያ ሰኬልን ዝተፈላለዩ ጥቅማጥቅምን ዝሓዘ ማንዋል ኣወዳዲሩ ክፅንዕ ስለዝደለየ

ምልክታ ጨረታ

ዕለት:-09/03/2017

ቁፅሪ:- HACTT 00805/2017

ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽንን ንግድን ኢንዱስትርን ሆርን ኣፍሪካ ናይ ትካልና ኣወዳድባ ምስ መዘርዝር ስራሕ፣ ሓይሊሰብ ማንዋል፣ ናይ መሃያ ሰኬልን ዝተፈላለዩ ጥቅማጥቅምን ዝሓዘ ማንዋል ኣወዳዲሩ ክፅንዕ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒ እተማልኡ ኣማኸርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም።

1. በቲ ዓውደ ስራሕ ሕጋዊን ዝተሓደሰን ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም፣ መፍለዪ ቁፅሪ TIN (Tax Identification Number) ሰርተፊኬት ዘቕርቡ

2. ዝቐርብ ደኩመንት ብንፁር ብዝረኣየሉ መንገዲ ተነፂሩ ክተሓሓዝ ኣለዎ ብንፁር እንተዘይተራእዩ ግን ካብ ዉድድር ወፃኢ ከምዝኸውን ነፍልጥ፡፡

3. ነቲ ጨረታ ዝተዳለወ ሰነድ (TOR) ካብ ቢሮ ዘይምለስ ብር 200 ብምኽፋል ኣብ ስራሕ ሰዓት ክወስዱ ይግባእ

4. ተወዳደርቲ መረዳእታኹም በቲ ናይ ጨረታ ሰነድ መሰረት ገይርኹም ዋጋ መሊእኹም ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣብ ስራሕ ሰዓት ጥቓ ኣክሱም ሆቴል ኣብዝርከብ ሰላም ሲቲ ሰንተር 5 ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 505 ክሳብ ዕለት 19/03/2017 ሰዓት 4:00 ኣታዊ ንክትገብሩ ንዕድም

5. መማረፂ ጨረታ ዋጋ ምቕራብ ወይ ብኽፋል ምጭራት ኣይፍቀድን

6. እቲ ዘሸነፈ ተጫራታይ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል እቲ ስራሕ ንኻሊእ ኣሕሊፍኻ ምሃብ ኣይፍቀድን

7. ጨረታ ባዓል ዋና ወይ ወኪል ኣብ ዝተረኸበሉ ዕለት 19/03/2017ዓ.ም ሰዓት 4፡30 ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ይኸፈት

8. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ:- ጥቓ ኣክሱም ሆቴል ኣብዝርከብ ሰላም ሲቲ ሰንተር 5ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 505 ብኣካል ብምቕራብ ወይ ብቁፅሪ ስልኪ 0914706122/0914702437 ምሕታት ይከኣል።

+2513 4559 2392 / 94 ኣድራሻ መቐለ ሰላም ህንፃ 5 ደብሪ ከባቢ ኣክሱም ሆቴል [email protected]

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8591)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s