ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ኣብ ውሽጢ ቤት ትምህርቲ ናይ ዝርከብ 800 ካሬ ዝኸውን መምሃሪ ብሎክ ፕላሰቲክ ኮርኒስ ከፀግን ይደሊ።

ምልክታ ፕሮፎርማ

ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ኣብ ውሽጢ ቤት ትምህርቲ ናይ ዝርከብ 800 ካሬ ዝኸውን መምሃሪ ብሎክ ፕላሰቲክ ኮርኒስ ከፀግን ይደሊ።

በዚ መሰረት፡

1. ናይ 2017 ዓም ዝተሓደሰ ብቤት ፅሕፈት ልምዓት ደቐቕትን ኣናእሽተይን ንግዲ ትካላት ዝተዉሃቦ ደረጃ-- ትካል ምስክር ወረቐት፣ ንግዲ ሰራሕ ፍቓድን ናይ ኮንስትራክሽን ተኾናታሪነት ምዝገባ ካርድን፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርተፍኬት IN፣ ናይ ቫት ወይ ቲኦቲ ምዝገባ ምስክር ወረቐትን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ቫት ዲክላሬሸን ከቅርቡ ኣለዎም

2. እዚ ፕሮፎርማ ክመልእዎ ከለዉ እቲ ዋጋ ምስ ቫቱ ምኻኑ ወይ ዘይምኻኑ ይሕብሩልና አንተዘይሓቢሮም ምስ ቫቱ ከም ተመልአ ተገይሩ ይውሰድ።

3. ብኣካል ብምጉብናይን ብምርኣይን ነቲ ስራሕ መሰረት ገይሩ ዋጋ ክመልእ ዝኽእል

4. ሰነድ ካብ 10/03/2017 ዓ/ም ክሳብ 14/03/2017 ዓ/ም ኣድላይ መረዳእታ ብምሓዝ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቓላሚኖ ቁፅሪ 25 ምውሳድ ይኸእሉ እዮም፣

5. ተወዳደርቲ ነቲ ኮርኒስ ፀጊኖም ንምርካብ ዝተውሃበ መዓልቲ /20/ ዕስራ መዓልቲ እዩ፣

6. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ፕሮፎርማ ሰነድ ኦርጅናል ክሳብ ዕለት 14/03/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቐትሪ ኣብ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቓላሚኖ ኣብ ዝተዳለወ ናይ ሳንደቕ ኣታዊ ክገብሩ ኣለዎም፣

7. ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንድሕር ረኺቡ እዚ ፕሮፎርማ ብኸፊል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s