ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ን ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ዝውዕል ናይ ማይ ኣቅርቦት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ።

ቑ/ፕሮ-20

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቑፅሪ ዕክንም734/2-3/1/01

ዕለት-10/03/17ዓ/ም

ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ን ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ዝውዕል ናይ ማይ ኣቅርቦት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ።

ስለዚ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ በቲ ንግዲ ዘርፊ ዝሓቶ መሰረት

1. ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን ናይ መቕረብቲ ዝተመዝገብኩምሉ መረጋገፂ ቲን ናምበር ሰለሰቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ተቕርብዎ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ ብፓስታ ኣሺኩም ንዕለት 12/03/17ዓ.ም ሰዓት 10:30 ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቕራብ ይግባእ:: ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 13/03/17ዓ.ም ሳዓት 03:30 ዝኽፈት ምዃኑ ንገልፅ::

2. እቲ ዝቐርብ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፐስፊከሽን መሰረትን ኦርጅናልን ክኸውን ኣለዎ

3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሰዓራይ ምስተነፀረ ኣብ ውሽጢ 3' ተካታታሊ መዓልቲታት ውዕሊ ክኣስር ዝክእልን ኣብ ዝደለናዮ ግዜ ከቅርበልና ዝክእዕልን ክከውን ኣለዎ

4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ውሽጢ ክተረክቡ ትኽእሉ ምዃንኩም አረጋጊፅኩም ክትመልኡ ይግባእ ሳዓራይ ምስተበሃለ ዘየቅርብ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ትካል አብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም

ምጉልእላእ ተሓታቲ ይኸዉን

5. አብ ዘይምልከቶ ዘርፊ ንግዲ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይግበር

6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተከፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን7 ስራሕ መዓልታት ጥራሕ ይከውን

7. እቲ ጊዚያዊ ቤት ፅሕፈት ዳ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘውፅኦ በዝሒ ምቕናስ ውይ ምውሳኽ ከምኡ`ውን ብሙሉእ ወይ ብኽፋል እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ

ዝተሓለወ እዩ

8. ንዝድለ ሓበሬታ ብአካል ወይ ብሰልኪ ቑፅሪ 0344-406451/0914732577 ምሕታት ይካአል

ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ

ዓይነት ንብረትመማለፂመቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋሞዴል
ብርሳንብርሳን
1ማይ ብቦጥእታ ትቀርብ ቦጥ 16m ክክውን ኣለዎቦጥ01
2ማይ ቦጥ5000ሊቦጥ01
ድሕሪት
ጨረታ መደብ