አብ ዋና ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ከ/ስ/መዛጋጃቤታዊ እቶት ናይ መኪና አቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ – ይደሊ ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 13, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 15, 2017 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 15, 2017 09:30 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ፕሮፎርማ

አብ ዋና ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ከ/ስ/መዛጋጃቤታዊ እቶት ናይ መኪና አቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ – ይደሊ ፡፡ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተ.ቁዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂ/መዓቀኒበዝሒነዋጋዋጋመብረሂ
143430-0k050DRIVE SHAFTብቁፅሪ1

237140-0k062SHAFT ASSY PROPELLEብቁፅሪ1
304495-Ok120BRAKE SHOESET1
411176-30011SEAL ENJICTORብቁፅሪ4
504465-0k140PADKITSET1
642431-0k130DRUMብቁፅሪ2
723681-30010INJECTOR SEALብቁፅሪ4
817201-0L030TURBOብቁፅሪ1
931420-09061CYLINDERASSYCLUCUCHብቁፅሪ1
10BATTRY70AMብቁፅሪ1


ተዋዳደርቲ ክማልኡዎ ዝግበኦም ረቛሓታት

1. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2017 ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ከምኡ እውን ቲን (in Number) ን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቕርቡ ኣለዎም፡፡

2. ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ ኣለዎም፡፡

3. ተወዳደርቲ እቲ ንብረት ቅድሚ ምምላኦም ቀረብ አቅሑት አብ መኽዚኖም ምህላዉ ከረጋግፁ ኣለዎም፡፡

4. ተወዳደርቲ አትጫረትሉ መምለኢ ዋጋ ብቢሮና ብዝተዋሃበኩም ቅጥዒ መሊእኹም ከቕርቡ ይክእሉ፡፡

5. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 13/02/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 15/02/2017ዓ/ም ሰዓት 9:00 ኣብ ዘሎ ግዘ ምቕራብ ይኽእሉ፡፡

6. እዚፕሮፎርማ ዕለት15/02/2010 ዓ/ም ሰዓት 9:30 አብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ዕደጋን ፋይናንስን ይኽፈት፡፡

7. አብ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይከዉን ተቀባልነት የብሉን

8. አድራሻና አብ ጎኒ እንዳማርያም ጉጉሳ ቤተክርስትያን ቤትመዘጋጃ ከተማ መቐለ ፋይናንስን ቤት ፅ/ትር 3ይ ፎት እዩ

9. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ።

10. ተወዳደርቲ ሰዓርቲ ኮይኖም እንተተረኪቦም እቲ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ናብ ቤት ዕዮና የቅርቡ፡፡

11. እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ