ማእከል ቤት ሕንፀት ራያ አላማጣ ንተሃነፅቲ መንበሪ ገዛ መስርሒ ዝከዉን መሳርሒ ህንፃ ኤሌክትሪኒክስ ቀላሚጦስን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን ግብሪ ዝከፈለ ምኮኑን መረጋገፂ ዋናን ቅድሕን ነንበየኑ ከቅርብ ዝክእል

2 መቅረባይነት ዘለዎን መረዳእታ ግብሪ ከፋለይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ተወሳኪ እሴታ ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ጨረታ መክብሪ ቢድቦንድ 30000 /ሰላሳ ሽሕ ቅርሺ /ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

5 ተወዳደርቲ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሪ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ምዕዳግ ካብ ማእከል ቤት ህንፀት ራያ አለማጠ ምዉሳድ ይከኣል

6 ሰነድ ጨረታ ካብ 5 ሚያዝያ 2008 ዓም ክሳብ 26 ሚያዝያ 2008 ዓም ተከታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ አየር ይፀንሕ

7 ሰነድ ጨረታ 26 ሚያዝያ 2008 ዓም ሰዓት 6:00 ተዓፀዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ማእከል ቤት ህንፀት ራያ አለማጣ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ሰዓራይ ንዝሰዓሮ ጨረታ ብናይ ባዕሎ ናብ ማእከል ህንፃት ራያ አላማጣ ከቅርብ ዝክእለ

9 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃሊዎ ተቀባልነት የብሉን

10 ነቲ ጨረታ ከዛብዕ ዝሞከረ ካብ ጨረታ ወፃኢ ካብ ምኮኑ ሓሊፉ ኣብ ዝኮነ ጨረታ ካይሳተፍ ሰኩላር ደብዳቤ ይፀሐፈሉን ቢድቦንድ ይዉረስን

11 ጨረታ ምስተከፈተ ንዓርስካ ካብ ጨረታ ምግላል አይፍቀድን

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረጺ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐወ እዩ

13 ብናይ ፋይናስ ሕጊ መሰረት ክልተ ሚኢታዊ ክከፍል ዝክእል

14 ሰዓራይ ተጫረቲ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ክኣስር ዝክእል

15 ናይ ካልኣይን ሳልሳይን ተጫረቲ ቀዳማይ ሰዓራይ ክሳብ ዉዕሊ ዝኣስር መከበሪ ጨረታ ቢድቦንድ ተታሒዙ ይፀንሕ Â

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0914755064 0914785717 034447740587 ደዊልካ ምሐታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s