ቤት ፅሕፈት ትልምንፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ኣብ ክ/ከተማና ናይ ዝተፈላለዩ ሴክተራት ዝ/ዩ ናይ ኮምፕተር ሲሰተም ዩኒት ዝ/ዩ ናይ ፈርንቸር ኣቁሑትን ዝ/ዩ መፃሕፈትን /ሓፂን/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ምልክታ ግልፂ ጨረታ ዝዉገድ ንብረት ይምልከት

ቤት ፅሕፈት ትልምንፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ኣብ ክ/ከተማና ናይ ዝተፈላለዩ ሴክተራት ዝ/ዩ ናይ ኮምፕተር ሲሰተም ዩኒት ዝ/ዩ ናይ ፈርንቸር ኣቁሑትን ዝ/ዩ መፃሕፈትን /ሓፂን/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ስለዚ ነዚ ዝስዕብ ሮቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ እንትንዕድም

1. እቲ ዝዉገድ ንብረት ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ክ/ከ/ሰሜን አብ ዝ/ፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ዝርከብ ምኳኑ።

2. ተጫረቲ እቲ ዝዉገድ ንብረት ኣብ ዘለሉ ቦታ/ ቤት ፅሕፈት ክ/ከተማ /ሰሜን ወይ አብያተ

ትምህርቲ ብኣካል ብምካድ ምርኣይ ዝካኣል ምኳኑ።

3. ተጫረቲ ናይቲ ዝዉገድ ንብረት ዋጋ ኣብ ሰነድ ጨረታ ብምምላኣ ብዝተዓሸገ ፖሰታ ከእትው ኣለዎ

4. በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ዝዉገድ ንብረት ካብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ/ክ/ከ/ሰሜን ከ/ሰ/ዕ/ንብ/ምም/ር ዘይምለሰ ብር 100 ብምኽፋል ምልክታ ካብ ዝውዕል ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ምግዛኣ ይካኣለ።

5. ናይ ጨረታ መኸበሪ(ሲፒኦ) ወይ ብዝተፈለጠ ባንኪ ብዝተረጋገፀ ቸክ 3000 ብር /ሰለስተ ሽሕ ብር ከትሕዝ ዝኽእለ /ትኸእል ።

6. እቲ ምልክታ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 23/12/2016ዓ/ም ክሳብ 02/01/2017 ዓ/ም ዝፅንሕ ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ 03/01/2017 ዓ/ም ስዓት3:30 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ በዕለት 03/01/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ሰዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ/ክ/ከ/ሰሜን ከ/ሰ/ዕ/ንብ/ምም/ር ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉዎ ዝክፈት ከይኑ እንተዘይተረኪቦም ግን እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይክልከልን ።

7. ተጫረታ ሰዓራይ ምካኑ ምስተነፀረ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ናይቲ ዝዉገድ ንብረት ዋጋ ኣታዊ ብምግባር ክውሰድ ዝክእል

8. ተጫራታይ ሰዓራይ ምኮኑ ምስተነፀረ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ናይቲ ዝዉገድ ንብረት ዋጋ ኣታዊ ብምግባር እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንሰፖርትን ሚዛንን ኣቅሪቡ ክወሰድ ዝክእል ።

9. ቤትፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

10. ኣብ ጨረታ ሰነድ ዝኮነ ይኩን ፅሑፍ ምፅሓፍ ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቀድን ።

11. ኣድራሻና 07 ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ክ/ከ/ሰሜን ፊት ለፊት ወይ ድማ ናይ ሆስፒታል መቀለ መዕፀፊ ሕልፍ ኢልካ ናይ ቀደም ሂራን ሆቴል ህንፃ ዝነበረ G ተ 4 ንርከብ ።

12. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 41 79 10 ደውልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ።

13. ናይ ጨረታ መዕፀውን መኽፈትን በዓል እንተዊዒሉ ኣብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይክፈት ይኸውን።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ