ቢሮ ርክብ ህዝቢን መንግስትን ክልል ትግራይ ዘገልገሉ ናይ ኤሌክትሮነክስ አቁሑትን : ሳይክል ከምኡዉን ዘገልገሉ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን : ዘገልገሉ ኮምፒተርን ከሸይጥ ይደሊ ስለዚ ንዝይ ክትዕድጉ ትክእሉ ተወዳደርቲ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 29, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 8, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሚያዝያ 8, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተወዳደርቲ ካብ 28/07/2008 ዓ/ም ክሳብ 08/08/2008 ዓ/ም ናይ ስራሕ ሰዓት ዝርዝር ኣቁሑት ካብ ቢሮ ቁፅሪ 22 ምዉሳድ ትክእሉ

2 እዚ ጨረታ ዕለት 08/08/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይኽፈት

3 ተወዳድርቲ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ 2008 ዓ/ም ክተቅርቡ ይግባእ ከምኡ ዉን ቲን ይግባእ ከምኡዉን ናይ ጨረታ መክብሪ ብር 200 /ክልተ ሚኢቲ/ ተትሕዙ ይግባእ

4 ተወዳድርቲ ዝርዝር ዝሰዓርኩምዎ ኣቁሑት ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ብናይ ባዕልኩም ትራንስፖርት ትወስዱ ይግባእ

ቢሮና ዝርከበሉ ቦታ ፊት ለፊት አግኣዚ ባንክ ጎኒ ዘዩርዳኖስ ሆቴል

ንዝበለፀ ሐበሬታ ስልኪ ቑፅሪ 0344409343 ደዊልካ ምሕታት ትክእሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ