ቁፅሪ HD 22 /226/16
ዕለት 26/9/2016 ዓ/ም
ምልኸታ ፕሮፎርማ/
ናይ ወርሒ ጉንቦት 2016 ዓ/ም/ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ዝወፀ ፕሮፎርማ
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
1. ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኸእል ይዕድም፤
ተ.ቑ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት / | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ |
---|---|---|---|---|---|
1 | ክሪክ ምስ መልዓሊኡ 3 ቶን | 09111-ok020 | set | 01 |
እንክተሎም መምርሒ:
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 26/09/ 2016 ዓ/ም - ዕለት 28/09//2016 ዓ/ም ተዓፅዩ ዕለት 29/9/2016 ሰዓት 3፡00 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅር ብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኽታ ከም ዉዕሊ የገልግል::
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት
ድሕሪት