ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ንዝተፈላለያ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 27, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 11, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 11, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ስለዚ በቲ ዓዉዲ ዝተመዝገብኩም መቅረብቲ ንጨረታ ተባሂሉ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ጥቃ ዓዲ ሽንዱሑን ታክሲ መዕረፊ ልዕል ኢልኩም አብ ዘሎ ህንፃ ቀዳማይ ደብሪ ቁፅሪ 6 ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ክትገዝኡ ናሓበርና እዚ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 11 ሚያዝያ 2008 ዓም ሰዓት 8፡00 እምትኮን በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ይክፈት

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0348402160

እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ