ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና መካይን ፅገና ዘገልግል ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 15, 2016 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 17, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 19, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 66/2016 ዓ/ም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና መካይን ፅገና ዘገልግል ስፔር ፓርት ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደቁ 21336/ቐ/መ/ማይ ዕለት 13/09/2016 ዓ.ም ብኣውራ ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብዝቐረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ።

- ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ዝክዕል ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር

- ግብሪ ከፋሊ /TIN/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል

- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን

- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበር

- እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::

ተ.ቑዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1 Break pad Model MAZEDA. BT-50

pcs

2
2Break Shoe Model MAZEDA. BT-50pcs2
312V 72/80AH,Maintainance free,sealed, 3 | Lead Acid/Calcium Silver Battery Terminal Deeppcs2

N.B ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘየቅረብ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝግበር ምዃኑ ንሕብር።

ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 15/9/2016 ዓ.ም ክሳብ 17/9/2016ዓ/ም

እቲ ፍቃድ ኮፒ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ

ኣድራሻ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ.0344407335

ድሕሪት
ጨረታ መደብ