ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ኣብ ጣብያታት ህንፀት ስራሕቲ ማይ መዋህለሊ ምስ መትረቡ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 23, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 12, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000.00
  • ቦታ: ፀገዴ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 12, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ስራሕቲ ማይ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ
  1. ደረጃ 7ን ለዕሊኡን ብስራሕቲ ማይ ዝኮንኩም
  2. Â ቁፅሪ መለለዩ ከፈልቲ ግብሪ ዘለዎም
  3. Â ናይ መቅረባየነትን ፍቃድ ሞያን ዘለዎም ኮይኖምÂ ዋናን ቅዳሕንÂ ከቅርቡ ዝክዝሉ
  4. Â ተመዝገብቲ ተወሳኪ Â እሴት ታክስÂ ዝኮኑ ናይ ወርሒ ለካቲት ወርሓዊ ሒሳብ ዝዓፀዉሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
  5. Â ተጨረቲ ሰነድ ጨረታ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 22 መጋቢት 2008 ዓም Â ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ብምክፋልÂ ምዉሳድ ይክእሉ ።
  6. Â መክበሪ ጨረታ 10,000 ቅርሺÂ ብጥረ ገንዘብ ወይንድማÂ ካብ ሕጋዊ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ ኣለዎም
  7. ተጫረቲ ናይቲ ዝመልእዎ ሰነድ ጨረታ ብክልተ ቅዳሕ ብምግባር ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ብኑፁር ብምፅሓፍ ናብ ሓደ ዓብዩ ፖስታ ብምዕሻግ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ ዝክእሉ
  8. ጨረታ 12 ሚያዝያ 2008 ዓ∙ ም ሰዓት 4 ፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፂዩÂ በቲ ዕለትÂ ሰዓት 4 ፡30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይንድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
  9. Â ተጫረቲÂ ሰዓራይ ኮይኖም Â ምስተረከቡ ኣብ ዉሽጢ 10ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ናይ ዝሰዓርዎ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚኢታዊ ብምትሓዝ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
  10. Â እቲ ቤት ፅሕፈትÂ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
  11. ናይ ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 35 ናይ ስራሕ መዓልቲ እዩ
  12. እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክ ወይንም ምንካይ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ Â 0914190333 ወይድማ 0966929922 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ