ኤጀንሲ መራኸቢ ሓሩሽ ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2016ዓ/ም ንቢሮ ገልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ሬዲዮን ቴሌቭዥንን መሳርሕታት ሽቁሑት ብገልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድገ ይደሊ ።

ምልክታ ግልፂ ጨረታ ቁፅሪ-7/2016

ኤጀንሲ መራኸቢ ሓሩሽ ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2016ዓ/ም ንቢሮ ገልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ሬዲዮን ቴሌቭዥንን መሳርሕታት ሽቁሑት ብገልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድገ ይደሊ ።

በዚ መሰረት

• ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንገዲ ፈቓድን መቕረባይነት ዘስኩም፡፡

ናይ ገብሪ ካሩሳይ መስዴ ቁፅሪ /TI/ መረዳእታ ከተቅርቡ አትከአስ

• ቫት ዝተመዝገብኩምን ናይ 2016 ዓ/ም ናይ ወርሒ ታህሳስ ቫት ዲክስረ ዝገበርኩምን።

• ተጫረቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር /Specification/ መሰረት መሲሉ ከቅርብ ለስም፡፡

• መቕረብቲ ካብ ዕስት 14/08/2016ዓ/ም ክሳብ 28/08/2016ዓ/ም ሰዓት 11:30 ዘይምስስ ብር 200.00

/ክስተ ሚሊት ብር / ብምክፋል - ሰነድ ጨረታ ብምውሳድን ኣብ ዝተዳለወ ሳዙን ምእታዉ ይከለስ፡፡

• መኸበሪ ጨረታ ብር 40,000.00 /አርብዓ ሽሕ/ ብር ከም ምርጫ ናይቲ ተጫራታደ ካብዞም ዝስዕቡ ሓዲስ ክትሕዝ ለስም፡፡

ሀ. ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ውሕስና

ስ. ብዘይ ሰዓር ሌተር ኦፍ ከረዲት ዝቐርብ ሕስና

ሐ. ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ቅድሚ አቲ ፖስታ ምኽሩቱ ከትሕዙ ስስዎም ፡፡

• ጨረታ ዝዕሸገሱ ዕስት 29/08/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ፣ በዚ ዕስት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ባዕሎም

ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸቡ ይኽፈት፡፡

• ተጫረቲ ወይም ወከልቶም እንተዘይተረኺቦም አቲ ጨረታ ንምከሩት ዝዓገቶ የስን፡፡

ዘድሊ በዝሒ ደኩመንት ኦርጅናል ምስ ሓደ ኮፒ በበይኖም ተዓሽጎም ከቅርብ አስዎ

• ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐስ ግዜ እቲ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕስት ጀሚሩ ን25 መዓልቲ እዩ፣፣

• ተጫረቲ እቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ደሚርም ኣብቲ ቤት ዕዮና ኣብ ዘዳስዎ ሰነድ ክልሉ ለስዎም።

• አብ መምሰሊ ዋጋ ስርዝ ድስዝ ምገባር አደፍቀድን

• ተሳተፍቲ አብ ሰነድ ጨረታ ማህተም ናይ ድርጅቶኩም ከዓርፎ ኣሎዎ

• ቤትዕዮና ዝሓሸ ለማራፂ እንተረኺቡ አቲጨረታ ብሙስአ ወይም ብከፋስ ናይ ምስራዝ መሰስ ዝተሓስወ አዩ፡፡

• ካብ መንግስቲ መቕረባይነት ዝተኣገደ ዝኾነ ይኹን ትካል ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ ኣይፍቀደሉን ፤

ኣድራሻ- ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራደ ህንፃ 1 ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 106ን105 ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን።

ንተወሳኪ ሓበረታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342406380 ምርካብ ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s