ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ አፅቢ ዘገልገላ ጀነሬተራት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ::

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ አፅቢ ዘገልገላ ጀነሬተራት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ::

ስለዚ ክትገዝኡ እትደልዩ ተጫረትቲ

1/ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ዶክመንት ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ኣፅቢ እ/ስላሴ ኣብ ጥቃ ኢያ ንግዲ ባንክ ኮይኑ ቢሮ ቁፅሪ 02 ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ዘይምለስ 200/ክልተ ሚኢቲ ብር/ ከፊልኩም ትወስዱ።

2/ ጨረታ መኸበሪ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ድማ ጥረ ገንዘብ 50,000 ብር ሓምሳ ሽሕ/ ብር ጥራሕ ብሽም ቤት ፅሕፈትና ከትሕዝ ዝክእል፡፡

3/ ተጫረትቲ ናይ ሓደ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ኣብ ዝተኣሸገ ፖስታ መሊኡ ዓሽጉ የቅርብ።

4/ እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፣፣

5/ ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐለ ካብ ዕለት 09/08/2016 ዓ/ም ክሳብ 07/09/2016 ዓ/ም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት

6/ እቲ ጨረታ ዕለት 07/09/2016 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 08፡30 ተዓፅዩ ዕለት 07/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 09፡00 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉይኸፈት።

7/ ኣብቲ ልዕል ኢሉ ዝተጠቀሰ ሰዓት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም እንተዘይ ተረኪቦም ቤት ዕዮና ጨረታ ፖስታ ናይ ምክፋት መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

8/ ዝለዓለ ዋጋ ዝመልአ ተጫራታይ ሰዓራይ ይከውን

9/ ተጫረትቲ ሰዓራይ ምስ ተገለፀ ድሕሪ ናይ ቅሬታ 3' ማዓልቲ ኣብ ውሽጢ3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ዝኸእል

10/ ዘሸነፈ ተጫራታይ ድሕሪ ውዕሊ ምእሳሩ አብ ውሽጢ 15 /ዓሰርተ ሓሙሽተ ማዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈትና እቲ ዝሰዓሮ ዋጋ ኣታዊ ብምግባር ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት መፅዓንን መራገፍን ንብረቱ ይወስድ፡፡

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914161243 /0914411872 ምሕታት ይካኣል እዩ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ