ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፋላለዩ ናይ ኤሌክትሪክ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ዕለት 3/02/2016 ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፋላለዩ ናይ ኤሌክትሪክ ንብረት ብፕሮፎርማ
ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ተ.ቁዓይነት ንብረት ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒመፍለይመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋመብርሂ
ብርብር
1ኤሌክትሪክ ገመድ ፊሌክሴብል2.5ሓደ ጥቅላል01
2ሓቓፊ ኣምፑል ተንጠልጣሊብቁፅሪ07
3አፑል ኖርማን35 ዋትብቁፅሪ07
4ኮንታክተር fb50 ብዓል 3ፌዝ 90 ኣምፒር 380ቮልት ላቫቶብቁፅሪ07


ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ንኽትወዳደሩ ይዕድም። 

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቛሒታት

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል።

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ፍቓድ ዘለዎን ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል።

3. ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለይ ቑፅሪ (in Number) ዘለዎን ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኸእልን።

4. ተወዳደርቲ አብ ዝመልእዎ ዕሽግ ፖስታ ማህተም ፣ ፊርማን ሙሉእ ሽም ምስ ስ/ቑፅሪ ክገልፁ ዝኸእሉ።

5. ተወዳደርቲ ንዘሸነፍዎ ንብረት ኣብ ውሽጢ ሓደ መዓልቲ ናብ ኮምሽን ፖሊስ ትግራይ ንብረት ክፍሊ ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ ከቕርቡ ዝኽእሉ።

6. ኮምሽን ፖሊስ ትግራይ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፊል ኮነ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ።

7. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 03/08/2016 ዓ/ም ክሳብ 07/08/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ 4፡30 ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ፋይናንስ ቢሮ ቑፅሪ 208

ዝኸፈት ይኸውን።

8. ንዝበለፀ ሓበሬታ ቢሮ ቑፅሪ 208 ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344403100 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ ምዃንኩም ክንገልፀልኩም ንፈቱ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ