ኤጀንሲ ሐለዋ ስነ ከባቢ ምምሕዳርን አጠቓቅማን ገፀር መሬት ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑትን አብ መቐለን ከባቢኡን ንዝካየድ ፅንዓት ግልጋሎት ምኽሪ /ኮንሳልታንስ/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንምስራሕን ዝዕደጉ ንብረታት በቲ ስፐስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ዝኮኑ ንብረታት ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ 2008 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ ናይ ቫት ሰርቲፌከትን ናይ የካቲት መጋቢት ወርሒ 2008 ዓም ቫት ዲክለሬሽን ዝተከፈሉ ከቅርበ ዝክእሉ

2 ካብ ቢሮ ትልምን ፋይናስን ይኹን ካብ ፌደራል ዝተዉሃቦም ናይ ታክስ መፍለይ ቁፅሪ (Tin No) ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርፊኬት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 50 ሓምሳ ብር ብምክፋል ካብ ቢሮ ቁፅሪ 17 ብምዉሳድ ይክእሉ

4 ተወዳደርቲ ዘቅረብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ /ሰነድ ጨረታ/ ብሰምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ናብ ቢሮ ቁፅሪ 17 ጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ይገብሩ

5 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 16/7/08 ዓ/ም ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 4/8/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 8:30 ይኽፈት

6 ጨረታ ምክበሪ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ብባንኪ ብዘተረጋገፀ ስፒኦ CPO/ ወይም ብጥረ ገንዘብ ንኮንሳልታንሲ ምክሪ ግልጋሎት ብር 5000 ንኤሌክትሮኒስ ብር 5000 ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ጨረታ ካብዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ንተካተታሊ 30 ማዓልቲ ዋጋ ፀኒዑ ይፀንሕ

8 ጨረታ ንክዕፆ ትሐቲ 5 መዓልቲ እንተቐርዩ ንዝቀርብ ሕቶ መብርሂ ተቐባልነት የብሉን

9 ተጫረቲ ምስዚ ዝተተሓሐዘ ናይ ጨረታ መምርሒን ምልከታ ጨረታ ናይ ምክባር ግዴታ አለዎም

10 ተወዳደርቲ ፋይናንሻል ዶክመንት ነንበይኑ ቴክኒካል ዶክመንት ንበይኑ ዓሺግኩም ከቅርብ ይግባእ

11 ቤት ዕዩና ካልእ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

12 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፀሪ 0344 41 71 04 /415460 ምድዋል ይከኣል እዩ

ኣድራሻና ጥቃ መስፍን ኢንዳትሪያል ኢንድስትሪያል ኢንጂነሪንግ ናይ ቐደም ሓደጋ ምክልካልን ምግቢ ዉሕስና ንርከብ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s